SlideShare une entreprise Scribd logo
1  sur  2
Télécharger pour lire hors ligne
ሕታም ቁጽሪ 1/2013ሕታም ቁጽሪ 1/2013
ቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comሬማ እምነት ቤተክርስትያን ሬማ እምነት ቤተክርስትያንሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን
ትሕዝቶ
1. እታ ቀያሕ ገመድ መጽሓፍ
ቅዱስ
2. ህይወት ብዓይኒ ኣምላኽ
3. ኣገዳስነት እሩም ዝምድናታት
4. ካብዝን ካብትን
እተባህለ ናይ
መጽሓፍ ቅዱስ መምህር ነቲ
ኣብ እያ2፣21 ዘሎ ሓሳብ መብርሂ
ክህብ ከሎ ከምዚ ክብል ገሊጽዎ አሎ፡
እታ ቀያሕ ገመድ ናይ ረሃብ ብሕብራ ነቲ
ብመስዋእቲ ዝርከብ ምድሓን እያ
እትዛረብ።”ብምባል ነቲ አብ እብ9፣19-22
ንዘሎ ሓሳብ መወከሲ ብምግባር ይገልጽ። ረሃብ ንምድሓና ትኾና ምልክት ብመስኮት
ቀያሕ ገመድ ገበረት ። እዛ ምልክት ቀያሕ ገመድ ድማ ንብዘሎ አብ ቤታ ዝርከብ ማለት
ንኣቡኣን ንኣዲኣን ንኣሕዋታን ንኣሓታን ንኹሎም ሰባን ካብቲ ነታ ከተማ ከጥፍእ
ተሃንዲዱ ዝነበረ ሓያል ንምድሓን ምኽንያት ኮነታ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ንምድሓን እትኸውን ወይ እትገልጽ ቀያሕ
ገመድ ክትረክብ ኢኻ። እዚ ድማ አብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ናይዚ መጽሓፍ ቅዱስ ስለቲ
ንምድሓን ዝኸውን ወይ ዝክፈል ደም የሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን ዝተከፍለ ውዕለት
መስቀል ይዛረብ ምኻኑ እዩ። ዝብሃል ነዚ ሓሳብ ከምዚ ዝስዕብ
ብምባል ይገልጾ፦ “አብ ዝኾነ ክፋል ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቕደድ እሞ ክደሚ ከኣ
እዩ።እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ከኣ አብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ደም የሱስ ተቐቢኡ
ስለዘሎ እዩ። ብዝኾነ መንገዲ አብ ኩሉ ወገን ናይ እዚ ክቡር መጽሓፍ
ንምድሓን ዝኸውን ወይ ዝኽፈል ወይ ውን እተኸፍለ ዋጋ ወይ ደም
ከም ዘሎን ዝህሉን ብምግላጽ እዩ ዝሓልፎ። እዚ መልእክቲ ናይ
ምድሓን ድማ ንኽልተ ነገር ይገልጽ፡ እዚ ድማ
1. ጻውዒት ምድሓን
2. ርጉጽነት ምድሓን
1. ጻውዒት ምድሓን ፦ እዚ ጻውዒት ወይ ምልክት ነቶም ቀያሕ ገመድ ምድሓን አብ
ልቦም ዘየንጠልጠሉ፡ ገመድ ምድሓን አብ ልቦም ክህልዎም ዝጽውዕ ነጋሪት ምድሓን እዩ።
እግዚአብሄር አምላኽ ሓደ መዓልቲ ንኹሉ ወድሰብ ዝፈርደሉ መዲቡ አሎ። አብዚ ናይ
ፍርዲ መዓልቲ ከኣ ሰብ ዘበለ ከከም ግብሩ ክፈርደሉ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ አብ ራእ20፣12
-15 ከምዚ ይብለና ፦ ምዉታት ድማ፡ ዓበይትን ናእሽቱን፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ደው
ኢሎም ርኤኹ፡ መጻሕፍቲውን ተገንጸሉ። ካልእ መጽሓፍ ከኣ ተገንጸለ፡ እዚውን እቲ
መጽሓፍ ህይወት እዩ። እቶም ምዉታት ድማ፡ ከምቲ ኣብቲ መጻሕፍቲ ዝጸንሔ፡ ከከም
ግብሮም ተፈርዱ።ባሕሪ ድማ ነቶም ኣብኣ ዘለዉ ምዉታት ወፈየት፡ ሞትን ሲኦልንውን
ኣባታቶም ዘለዉ ምዉታት ወፈዩ። ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ግብሮም ተፈርዱ። ሞትን
ሲኦልንውን ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበዩ። እዚ እቲ ኻልኣይ ሞት እዩ፡ ማለት ቀላይ ሓዊ።
ዝኰነ ይኹን ኣብ መጽሓፍ ህይወት ተጽሒፉ ዘይተረኽበ፡ ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበየ።”
እምበር ከምዚ አብ ላዕሊ ተጻሒፉ ዘሎ ቃል ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰብ ዝፍረደላ ግዜ
እግዚኣብሄር ከም ዝመደበ ርኢና አሎና ። ካብዚ ፍርዲ እነምልቆሉ እንኮ ነገር ከኣ አብቲ
መጽሓፍ ህይወት ስምና ተመዝጊቡ ክርከብ እንከሎ ጥራይ እዩ።አብዚ መጽሓፍ ህይወት
ስምና እንጽሕፈሉ እንኮ መንገዲ ከኣ በቲ ቀይሕ ገመድ ምድሓን ዝኮነ የሱስ ክርስቶስ እዩ።
ንሱ መንገድ እዩ፤ ህይወት ከኣ እዩ። ብእኡ በዚ መንገዲ ህይወት ዝኮነ የሱስ አቢልና
ንህይወት ናዓድጋ፤ አብቲ መጽሓፍ ህይወት ከኣ ስምና ነስፍሮ። ሽዑ ካብቲ ናይ ዘልኣለም
ቁጠዓ ፍርዲ ኣምላኽ ከተምልጥ ኢኻ። “ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡
ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ዮሃ3፣18
ርጉጽነት ህይወት፣ ኣቐዲምና ኣብ እያ2 ንዘሎ ኣብ መንጎ እቶም ሰለይትን ረሃብ እታ
ኣመንዝራ ዝተገብረ ዝርርብ ተመልኪትና ኣሎና ። ኣብ ሞንጎ እዞም ክልተ ወገን ዝኣተወ
ኪዳን ከምዘሎ ድማ ንምልከት። ንሱ ድማ ንሳ መታን ክትድሕን ቀያሕ ገመድ
ከተንጠልጥል ንሳቶም ድማ ኣብዚ ቀይሕ ገመድ ዘለዎ ቤት ዘበለ ኩሉ ክሓልፍዎ ብማሕላ
ኣጽንዕዎ።
ንዘሎ ሓሳብ መወከሲ ብምግባር ይገልጽ። ረሃብ ንምድሓና ትኾና ምልክት ብመስኮት
ቀያሕ ገመድ ገበረት ። እዛ ምልክት ቀያሕ ገመድ ድማ ንብዘሎ አብ ቤታ ዝርከብ ማለት
ንኣቡኣን ንኣዲኣን ንኣሕዋታን ንኣሓታን ንኹሎም ሰባን ካብቲ ነታ ከተማ ከጥፍእ
ተሃንዲዱ ዝነበረ ሓያል ንምድሓን ምኽንያት ኮነታ።
ንሱ ጥራይ መዓስ ኮይኑ፣ ነቲ ኪዳን መታን ክጸንዕ ክሳብ ህይወቶም ክኸፍሉ ምኻኖም ቃል
ብምእታው ዝያዳ ርጉጽነት ሃብዋ። ከምቲ ዝበልዋ ከኣ ካብ ሞት ደሓነት ። ንሕና’ውን እቶም
ናይ ህይወት ነቲ ቀይሕ ገመድ ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ ዝተቐበልና ዘበልና፣ ኣምላኽ ነዚ
ቀይሕ ገመድ ርእዩ በቲ መዓልቲ ፍርዲ ከም ዝሓልፈና ርጉጽ ምኻኑ ከርኢ
ብማሕላ ኣጽኒዑልና ኣል። ኣብ እብ6፣17 ከምዚ ይብል፣ ስለዚ ከኣ
ኣምልኽ፣ እቲ ምኽሩ ከምዘይልወጥ ነቶም ወረስቲ ተስፋ ብግህዶ
ከርእዮም ስም ደለይ፣ ብማሕላ ኣረጋገጸሎም። እምበኣር ንሕና በዘን
ክልተ ዘይልወጣ ነገራት፣ ማለት ተስፍ ኡን ማሕላኡን፣ ኣምላክ ከኣ ብእ አን
ኪሕሱ ዘይከኣሎ፣ ነታ ኣብ ቅድሜና ዘላ ተስፋ ንምውራስ፣ ናብ ኡ
ተማዕቁብና ዘሎና፣ ነቕ ዘይብል ምጽንናዕ ክንረክብ ኢና።”(ሓ/ት)
ኣምላኽ ነቲ ዝ ኣተወልና ናይ ምድሓን ተስፋ ርጉጽ ምኻኑ ኣብ
ኪዳኑውን ዘይጠልም ምኻኑ ከር ኢ፣ ካብ ስሙ ዝዓቢ ዚምሕለሉ ካልእ
ስም ስለ ዘይረኸበ ብስሙ፣ እዚ ድማ ብሓቂ ብሓቂ እናበለ መሓለልና።
በዚ ህይወትና ውሕስትን ርጉጽነትን ከምዘለዋ ተገንዚብና ኩሉ መዓልቲ
ኣመስገንቲ፣ ልቦም ብሓጎስ ዝመል አን ጥንቁቓትን ንቑሓትን ኴንና ክንርከብ ወይ
ክንህሉ እዩ ዝግባእ።
እምበኣር ኣሕዋተይ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ከነንብቦ ኢልና ኣብ ዝኸፈትናሉ ግዜ ነዛ ናይ
ምድሓን ቀያሕ ገመድ ክርስቶስ ክንምልከታ ኪንክእል ኣምላኽ ንየዒንቲ ልብና ይኽፈት።
ብዝረኣናያ መጠን ድማ፣ እዛ ቀያሕገመድ መስቀል ኣብ ልብና ተንጥልጢላ ብምህላዋ ናይ
ሞትን መቕጻዕትን ፍርሒ ኣወጊድና ውሕስነት ህይወትን ርጉጽነት ናይ ህይወትን ከም ዘሎና
ተረዲኡና ን ኣምላኽ ክብሪ ዝህብ ህይወት ክህልወና ክሳዕ እታ መዓልቲ ጎይታ ብጥንቃቐ
ክንነብር ነስተብህል።
ብሓው ሮቤል ኣብርሃ
(ቀዳማይ ክፋል)
ንህይወት ሓደ ሓሳብ ብምሃብ ምግላጻ ዝከኣል ኣይኮነን። ማለት ኩሉ ከም
ኣጠማምትኡ ወይ ኣረዳድእኡ እዩ ክገልጽ ዝኽእል እምበር እዚ ጥራሕ እዩ ህይወት ኢሉ
ክገልጽ ዝኽእል የልቦን። ከም ብዝሒ ዓይነትናን ከም ዝተፈላለየ ደረጃናን ከም በበይኑ ዝኾነ
ኣተዓባብያናን ከም ዝተፈላለየ ኣረዳድኣናን ከም ዝተፈላለየ መንገዲ ጉዕዞናን ኣብ ህይወት
ኣገላልጻና ድማ ከምኡ ዝተፈላለየ እዩ።ንህይወት ኣብ ምትርጓማ ሙዚቀኛ ህይወተይ ሙዚቃ
እዩ፣ ደራፋይ ደርፊ ህይወተይ ይብል፣ጠፈርተኛ ህይወት ማለት ኪንዮ እዚ ኣብ ምድሪ ዘሎ
ኣብ ጠፈር ኣሎ ይብለካ፣ ገለ ድማ ህይወት ብዋህዮኣዊ ምትእኽኻብ (
ዝቖመት እያ ይብሉ። እቲ ዝገርመኒ ናይ ብልዒ ተወዳዳሪ ህይወት ነዓይ ብልዒ እዩ ከይብል
እዩ። የግዳስ ከምኡ ምባሉ እውን ዘገርም ኣይኮነን፣ እቲ ምንታይሲ ከብዶም ዝኣምላኾም
ኢሉ ነቶም ደድሕሪ ምምላእ ከብዶም ዝኸዱ ካብ ሰመዮም ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ኩሎም
ከከም እቲ ዝመልእዎ ክገልጽዋ ይፍትኑ። እምበኣር ንስኻ፣ ንስኺ፣ ንሕና ንህይወት ከመይ
ንትርጉማ᎒ ብኸመይ ዓይኒ’ኸ ንርድኣ᎒ ብዓይኒ ኣምላኽ’ዶኸ ምረኤናያ᎒ ክርስትያናት ክሳዕ
ዝኾንናን ክርስትያን ክሳዕ እተሰመና ግዜን፣ መአከቢና ምኽንያት እቲ ቀንዲ ነገር ሕቶ
ህይወት ምኻኑን ርዱእ ከም እንገብሮን ንስሕቶ ኣይመስለንን። ሕቶ ህይወት ተመሊሱልና
ኢልና ድማ ኢና ንክርስቶስ ተቐቢልዮ። ኣብዚ ብየናይ መረዳእታ ኢና ዘለና ክምለስ ዘለዎ
ሕቶ እዩ። እቲ ምንታይ ንብዙሓት ተወኪሰ ከምዘረጋገጽክዎ ምሉእ ወይ ዘዐግብ መልሲ
ክረክብ ኣይከኣልኩን። ስለዚ ዳግመግምት ክንገብር ኣገዳሲ እዩ።ነዚ ንምትግባር ከኣ ወይ
ቁኑዕ ዝኾነ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ንህይወት መንገዲ መሐበሪ ዝኾነ መጽሓፍ ቁዱስ
ክንውከስ ከድልየና እዩ።። ክንዮ ካልእ መሐበሪ መንገዲ ንህይወት ምንጫን መሰረታን
ኣተገባብርኣን ዝሕብር ካብ መጽሕፍ ቁዱስ ንላዕሊ ካልእ ከምዘየልቦ ርግጽ ክንገብሮ ኣገዳሲ
እዩ። እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብፍላይ ከኣ ሓድሽ ኪዳን ንህይወት ብመነጸር(ዓይኒ) ዕዮ
መስቀል እዩ ዝርእዮ። ስለዚ ንህይወት ብዓይኒ መስቀል ወይ’ውን ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ
ክንምልከታ ኢና።
ብመሰረት መጽሓፍ ቁዱስ ነዚ ሓሳብ ብሓሙሽተ መንገዲ ክንገልጾ ንኽእል። ንሳቶም
ድማ፣
ኣብ ካልኣይ ገጽ ይቕጽል
.......ካብ ገጽ 3 ዝቐጸለ
ተረጋጋእ
ንምንታይ ትኸውን ላንጋ ላንጋ
ናይ መንፈስ ሓዲግካ ትሓስብ ናይ ስጋ
ዘበንካ ተጠቀመሉ ከሎ ብኣጋ
ምስ ዝነፈሰ ምንፋስ ትሕሸካ ብእዋና ምሕዳጋ
ኣይትኹን ሰብ ኣይ ክልተ ልቢ
ዘለኻዮ መድረኽ ረኣዮ ግበረሉ ልቢ
ናብ ትፍ ኡ ዝምለስ ኣይትኹን ከም ከልቢ
መሰረትካ ኣጥ ዕዮ ስቐል ደርቢ ኣብ ልዕሊ ደርቢ
ቅንኣት ንበይና ኣይትኾነካን ስጉምቲ
ጸጋ ዘይብሉ ካብቲ ቅዱስ መማቕልቲ
ናይ ተብተብ ናብራ ይኹነካ ንትምህርቲ
ፈጺሙ ነየብጽሓካ ናብ ወላሓንቲ
ብሓይሊ ኣይኮነን ብስጋ ሃታሃታ
ናይ መንፈስ ናይ ስጋ ክትፈሊ ንነብስኻ ሕተታ
ብፍልጠት ክትህነጽ ክድልድል መሰረታ
ኣብ ህድኣት ክኸውን ሓይላ ክብረታ
ህድእ ምባል የኽፍል’ዩ ዋጋ
ቅብኣት ኣብ ሕልፍኚ’ዩ ኣይኮነን ኣብ ዕዳጋ
ክትወጽእ ተኾሊዕካ ብናይ የሱስ ጸጋ
ነቲኣ ኣይትግደፍ ነቲኣ’ውን ኣይትሕደጋ
ብመንፈስ ተቓጸል ኣይተብኩር ነቲ ቃል ምምርማርካ
ሽዑ ከምልእ’ዩ በረኸትካ ከተጉስዕ ባህ እናበለካ።
ብንዋይ ዓንዶም
ሕቶታት ንህጻናት
1. እታ ዝነውሐት መጽሓፍ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየነይቲ እያ፧
እታ ዝሓጸረት’ከ ኣየነይቲ እያ፧
2. ነገዳት እስራኤል ክንደይ እዮም፧
3. እቲ ፍቁር ወደ መዝሙር ተባሂሉ ዝጽዋዕ መን እዩ፧
4. የሱስ አበይ ተወሊዱ፧
መልሲ
ካብ ዝተባህለ
 እቲ ዘገርም ክርስቶስ ንልብኻን ልበይን ልክዕ ከምቲ ናቱ
ጥዑምን፡ተፈቃርን፡ምቁርን ንጹህን ቅዱስን ክገብሮ ምምካሩ እዩ። ጆን ጂሌክ
 ኩሎም ምኽርታት እግዚኣብሄር ዕላመት መስቃል ኣብ ልዕሊኦም ኣሎ፡ ኩሎም
መደባቱ ድማ ሞት ንገዛእ ርእስኻ ኣለዎም። ጆን ጂሌክ
 “እግዚኣብሄር ኣብ መስቀል ንፍቕሩ ገለጸ፡ እዚ ድማ የሱስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ፡
ደመዩ ምስ ሞተ ኢዩ፡ ኣብኡ እግዚኣብሄር እዩ ንዓለም “የፍቅረኪ’የ ዝበላ”። ብሊ
ግርሃም።
 “ምድሓን ብመስቀልን በቲ እተሰቕለ ክርስቶስን ኢዩ ዝርከብ ። ማቲዉ ሙረይ
 መስቀል ምጻር(ምልዓል) ኣደራዕ ኣይኮነን፡ ግናኸ ፍረ መከራ እቲ ንክርስቶስ የሱስ
ዘለካ ፍሉይ ተኣማንነት ኢዩ። ዲየትሪክ ቦን
መስከረም 9-2013 መስከረም 9-2013
ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ
ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን
ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።
1ይ ቆሮንቶስ 1 : 18
ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ
ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን
ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።
1ይ ቆሮንቶስ 1 : 18
መልእኽቲ
መስቀል
ክርስትያናዊ
ህይወት
14
4 1
እታ ቀያሕ ገመድ መጽሓፍ ቅዱስ
ህይወት ብዓይኒ ኣምላኽ
ህይወት ብዓይኒ ቃል ኣምላኽ
ዓምድታት
መልእኽቲ መስቀል
ክርስትያናዊ ህይወት
ክርስትያናዊ ዝምድናታት
ኣሰር ኤጳፍራስ
ካብዝን ካብትን
ዓምድታት
መልእኽቲ መስቀል
ክርስትያናዊ ህይወት
ክርስትያናዊ ዝምድናታት
ኣሰር ኤጳፍራስ
ካብዝን ካብትን
1.መዝሙርዳዊትዝነወሐትመጽሓፍኢያ።ዝሓጸረትከኣ3ይ
መልእኽቲዮሃንስ።
2.12እዮም።
3.ዮሃንስ።
4.ኣብቤትልሄምናይይሁዳ።
1.ሕብረት ምስ ኣምላኽ
2.ዘልኣለማውነት
3.ጉዕዞ
4.መዝገብ
5.ቤት ትምህርቲ
1. ሕብረት ምስ ኣምላኽ
ህይወት ልዕሊ ካልእ መግለጺታት ብሕብረት ምስ ኣምላኽ ክትገልጻ እቲ ዝቐለለ መግለጺ እዩ።።
ምኽንያቱ ንህይወት መብገሲኣ ኣምላኽ እዩ፣ ከም ምኻኑ መጠን ድማ ንህይወት ስለምንታይ
ገይርዋ ዝነግረና ድማ ንሱ እዩ። ሓደ ካብቲ ዝዓበየን ቀንድን ምኽንያት ንሰብ ምግባሩ ንሕብረት
ምኻኑ ካብ ቃል ኣምላኽ ኣጸቢቕና ኢና እንረዳእ። ኣብ ዘፍጥረት ኩሉ ፍጥረት ድሕሪ ምፍጣሩ
ንሰብ ክገብሮ እንከሎ ብፍልይ ዝበለ ኣፈጣጥራ እዩ ፈጢርዎ። ምስሉን መልክዑን ዘለዎ ጌሩ ድማ
ፈጠሮ(ዘፍ1፣26-28,2፣7)። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ሰብ ርክብ ከምዝነበሮ ከርኢ ድማ ኣብ
ዘፍ3፣8-9 ንዘሎ ምዝርራብ ብምርኣይ ክንርዳእ ንኽእል ኢና።
ነታ ብየሱስ ክርስቶስ ዝረኸብናያ ህይወት’ውን ንሕብረት ምስ ኣምላኽ እተመልክት ህይወት እያ።
ብየሱስ ህይወት ረኺብና ክንብል እንከሎና፣-
1. ምስ ኣብ፣ ወልድን መንፈስ ቅድስን ብሓደ ንኽወን ምህላውና ዝገልጽ እዩ። ዮሃ14፣20,17፣20
-23 1ዮሃ2፣24, 3፣24, ሮሜ8፣8-11
ውሉድ ኣምላኽ ክንከውን ክኢልና። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከም ኣቦና ንሕና ከም ውሉድ
ክንከውን እዚ መግለጺ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ንህይወት ዝሕብር ተግባር ሕብረት እዩ። ንሕና
ከም ውሉድ እግዚኣብሄር ድማ ከም ኣቦ ብዝህሉ ሕብረት ዝርከብ ህይወት ተማቐልቱ ኮይና
ኢና እሞ ከም እዙዛት ውሉድ ነቲ ህይወት ነስተማቕሮ።መታን ኣቦ ክንብሎ ውልዱ ክንከውን
እሞ ኣዝዩ ቅርበቱ ወይ ሕብረቱ ከርኢ ህያው መንፈሱ ሂቡና። በዚ መንፈስ ጌርና ድማ ኣቦ
ኢልና ክንጽውዖ ክኢልና ኣለና። ዮሃ1፣12, ሮሜ8፣14-17,1ዮሃ3፣1-3
2. ኣምላኽ ዘዕርፈሉ ቤቱ ኮይንና(ማሕደሩ)፣ ኣዝዩ ናባና ከም ዝቕርብ ከርኢ ድማ ነቲ ኣብ ጽላት
እምኒ ተጽሒፉ ዝነበረ ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ትእዛዛቱን ኣብ ልብና ዘገቦ። ነቲ ሓንሳብ ኣብ
ዓመት ዝእቶ ቅድስተ መቕደሱ ድማ ኩሉ ግዜ መንፈሱ ዝርከበሉ ቤቱ ክንከዉን መጋረጃ ቤት
መቕደስ ቀዲዱ ብኸምኡ ክንኣቱን ክንወጽእን እሞ ሕብረት ስምረቱ ከርኢ ረሒብ ደጊ
ከፈተልና። 1ቆረ3፣16,619-20, እብ4፣16
3. መርዓዊን መርዓቱን ኮይንና ኪንግዝኦን ንበይኑ ተሓዚእና ክንርከብ መንታን፣ ከም ንሓደ
እተሓጸና ኮይንና ብንጽህና መታን ክንነብር በዚ ምሳልያዊ ኣገላጻ ነቲ ምስጢር ህይወት
ብሕብረት መርዓውን መርዓትን ጌሩ ይገልጸልና። ብህላውነት እዚ ሕብረት፣ እሞ በቲ መርዓት
ካብ መርዓዊኣ እትረኽቦ ህይወት አንዳ ኣስተማቐርና ክንነብር እዚ ናይ ብሓቂ ህይወት እዩ።
ኤፌ5፣22-25, 1ቆሮ11፣1-2
4. ጉንዲ ወይንን ጨነፍርን፣- ከምቲ ጨንፈር ፍረ ክትህብ እንተደኣ ኮይና ካብቲ ጉንዲ ኩሉ
ዘድልያ እትወስድ ብዘይ እቲ ጉንዲ ከኣ ሓንቲ ክትገብር ዘይትኽእል ከምኡ ኸኣ ክርስቶስ ጉንዲ
ንሕና ከኣ ጨንፈር ኮይንና ፍረ መታን ክንህብ ኣብ ክርስቶስ ክንጸንዕ የድልየና። ንሕናን
ጎይታን ዘሎና ሕብረትን ብኡኡ ዝርከብ ህይወትን ድማ ብጉንድን ጨንፈርን ተምሲሉ
ንረኽቦ።ዮሃ15፣1-7
5. ጓሳን ኣባጊዑን፣- ኢዱ እትጓስየን ኣብጊዑ ኮይንና፣ ነቲ ብዕረፍቲ ዝተመልአ ልሙዕ ሸኻን
ህጡር ደምበ መጓሰን እናኣስተማቐርና፣ ድምጹ ዝሰምዓ ሕያዎት ዕያውቱ ክንከዉን እዚ
ምልክት ሕብረት ህይወት ምስቲ ብሩኽን ሕያዋይን በጃ ኣባጊዑ ንምሕላፍ ቅድሚት ዝስራዕን
ጓሳ እዩ።
6. ክርስቶስ ርእሲ ንሕና ኣካላት ማሕብሩን፣- ኣካላት ብዘይ ርእሲ ዚጠቅም የብሉን፣ ኣብ ርእሲ
እንተጸንዐ ግና ህይወት ኣለዎ። ከምኡ ድማ ክርስቶስ ርእስና ንሕና ክኣ ኣካሉ ኢና እሞ
ኣብቲ ርእሲ እንተጸናዕና ህይወት ኣሎና።
ኤፌ1፣22-23,5፣22-23,ቆሎ1፣18
እምበኣር የሕዋተይ ነቲ ከም፣ ንሱ ከም ኣቦ ናሕና ከም ውሉድ፣ ንሱ ከም ኣምላኽ ንሕና ከም
መቕደሱ፣ ንሱ ከም መርዓዊ ንሕና ከም መርዓት፣ንሱ ጓሳ ንሕና ኣባጊዑ፣ ንሱ ከም ርእሲ ንሕና
ኣካሉ ብዝህሉ ሕብረት ዝርከብ ህይወት እንዳኣስተማቐርና ሰናይ ዝኾነ ህይወት ክንነብር እዚ
መደብ ኣምላኽ አዩ እሞ በዚ ምርዳእ ኩሉ እዋን ክንርከብ ይግባእ። ..... ይቕጽል
ብሓው ሮቤል ኣብርሃ
ኣገዳስነት እሩም ዝምድናታት
ከምቲ ልሙድ ዉህደት ኣብ ህርመት ሙዚቃ ንኸተምጽእ ብርጉጽ ክልተ መባእታውያን
ነገራት ክህሉኻ ይግባእ።እዞም ክልተ ነገራት ድማ መዝገብ ህርመትን ፡ኣዋሃሃዲ ሙዚቃን
ኢዮም።ከምኡዉን ኣብቲ መንፈሳዊ ዓምዲ ዉህደት ክህልወካ እቲ መዝገብ ህርመት ፍቃድ
ኣምላኽ ክኽውን ከሎ እቲ ኣዋሃሃዲ ሙዚቃ ድማ መንፈስ ቅዱስ ኢዩ። ኣብ ወንጌል ማቴዎስ
18:19 “ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዚልምንዎ ነገር ኵሉ እንተ ተሳማምዑ ዝብል ሓሳብ
ኣሎ። ኣብዚ ጥቅሲ “ተሳማምዑ ዝብል ቃል ኣብቲ ናይ ግሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ
“ዉህደት”( ብዝብል ቃል ይርከብ። ስለዚ እዚ መጽሓፍ ቅዱስ ምስምማዕ ዝብሎ
ቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comሬማ እምነት ቤተክርስትያን ሬማ እምነት ቤተክርስትያንሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን
ገለ ንኡስ ኣእምሮኣዊ ምስምማዕ ዘይኮነስ መንፈሳዊ ዉህደት፡ ስኒትን ቅድወትን ኢዩ ዘመልክት ።
እዚ ማለት ክልተ ወይ ሰለስተ ሰባት ብሓደ መንፈስ ክሓብሩ ከለው ኢዩ። ምግላጽ እዚ ሓሳብ
ድማ ክልተ ውይ ልዕሊ ክልተ ሰባት ብሓደ መንፈስ ብምሕባር ብዉህደት ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ
ዝተገልጸ ፍቃድ ኣምላኽ ብምስማምዖም ኩሉ እቲ ዝደልይዎ ክረኽቡ ይኽኣሉ። እዚ እሙን
ተስፋ እዩ: እቲ ቅድመኩነቱ ግን ክንቅበል ይግባእ።
ሓደ ሓደ እዋን ገለ ኣሕዋት ንዓ ሓው ፕሪንስ ተሳማሚዕና ብዛዕባ እዝን እትን ንጸሊ ይብሉኒ።
እዚ ካብ ዕምቁት ዘይብሉ መረዳእታ ዝነቐለ ሓሳብ ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ የሕፍረኒ’ዩ፡ ዉጽኢታዊ
ኮይኑ ውን ኣይርኣየንን። ምስምማዕ “ተሳማሚዕና ምባል ኣይኮነን ግናኸ ምስምማዕ ብመንፈሰ
ምዉህሃድን ንሓድሕድና ሓደ ምዃንን ኢዩ። ናብዚ መንፈሳዊ ዉህደትን ሓድነትን ምስ እንመጽእ
ዓጋቲ የብልናን። ስለዚ ድማ ሰይጣን ናብዚ ዉህደት ከይንመጽእ ኩሉ ኣብ ዓቕሙ ዘሎ ኢዩ
ዝገብር ፡ ንቡዝሓት ክርስትያናት ድማ ከይሓብሩ ገይሩ ኢዩ።
እግዚኣብሄር ኣብ ብሉይ ኪዳን ምስ፡ ህዝቡ፡ እስራኤኣል ሕልፍ ዝበለ ግድል ነይርዎ።
እግዚኣብሄር ብፍሉይ ኣገባብ፡ ብዝኾነ ስእሊ ወይ ምስሊ ክገልጾ ዘይክእል ዓይነት መንገዲ ገይሩ
ንህዝቢ እስራኤል ርእሱ ኣግሃደ። ግናኸ ህዝቢ እስራኤል ብተደጋጋሚ ንእግዚኣብሄር ይገልጽ ኢዩ
ብዝብልዎ ምስሊን ስእልን ብምግባር ተጋገዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ እዉን ክርስትያናት ነዚ ዝመስል
ጌጋታት ክገብሩ ከለዉ ንርኢ። እዚ ማለት ንስጋ ክርስቶስ የሱስ ብኸምቲ ኣባና ልሙድ ብዝኾነ
ውድባዊ ትካል ክግለጽ ኣይክኣልን ኢዩ። ክርስትያናት ካብቲ ዘይርአ መንፈሳዊ ዝጭበጥ ግኡዛዊ
ነገር ከውጽኡ ይርኣዩ። ገለ ድማ ውዱብ ትካላዊ ሕብረት ብምግባር ነቲ ስሩዕ ውሁድ መንፈሳዊ
ሕብረት ስጋ ክርስቶስ ይቕይሩ፡ ብዚ ድማ ርኡይ ፍሽለት የጋጥሞም።
ንኣብነት ሳልቬሽን ኣርሚ ዝብል ክርስትያናዊ ስም ዝሓዘ ናይ ተራድኦ ማሕበር ኣሎ። እዚ
ማሕበር እዚ ወተሃደራዊ ክዳን ዝተኸድኑ ኣገልገልቲ ኣለውዎ። ኣብዚ ማሕበር ዘለዉ ኣገልገልቲ
መአከቢኦም ዕላማ ድማ ስጋዊን ማሕበራዊን ደገፍ ንጽጉማት ምሃብ ድኣ እምበር ወላሓደ ናይ
ወንጌል መንፈሳዊ ረድኤት ንምሃብ ዝተኣከቡ ኣይኮኑን፡ እረ ገለ ካባታቶም እዉን ዳግም
ዘይተውልዱ ኢዮም። እዛ ማሕበር ዝጭበጥ ስጋዊ ኣጋልግሎት እተቕርብ ፡ ካብቲ መንፍስዊ
ዓምዲ ግና ርሕቅቲ እያ። ከምኡውን ኣንገሊካን ቤተክርስትያን ብሪጣንያ ንርኣ ። ዴሳዊ
( ወይ ድማ ካቶሊካዊ ኴንካ ኣባል ኣንገሊካን ቤተክርስትያን ክትከዉን ትኽእል
ኢኻ። ኣብዚ ከነስተውዕሎ ዘሎና ኣባላት እዘን ክልተ ማሕበራት ብፍጹም ዘይሰማማዕ ሓሳብን
ኣመለኻኽታን መትከላትን ኣለዎም፡፡ እዚ ድማ ዉሽጣዊ ፍጹም ስኒትን ውህደትን ዘይብላ ክነሳ
ደጋዊ እኩብ ግርማ ዝለዎ ማሕበር ይገብራ። ኣብ መደምደምታ፡ ዉጽኢት እዘን ማሕበራት ድማ
ኣብ ሕድሕዶም ሕብረት ዘይብሎም ኣባላት የፍርያ።
እቲ ዝዓበየ ጉድኣት ኢለ ዝቖጽሮ ድማ ነቲ ናይ ውሽጢ ነገር ብናይ ደገዊ ነገር ክንቅይሮ ከለና
ኢዩ፡ በዚ ድማ ነት ናይ ውሽጢ ምንፈሳዊ ዝኾነ ነገር ንንዕቆ። ሎሚ ብዙሓት ክርስትያናት ኣብ
ዘይቅኑዕ ሕብረት ውይ ዝምድና ምስ ሓድሕዶም ኣሎዎም፡ በዚ ዝኸውን ዘሎ እዉን ርዱኣት
ኣይኮኑን።
ሓደ እዋን ኣብ ኣገልግሎተይ ሓሙሽተ ሰባት ንፈውሲ ንቅድሚት ወጽዮም መንፈስ እግዚኣብሄር
ድማ ንሓሙሽቴኦም በብውልቆም “ኣzብ ልብኻ ምስ ዝኾነ ሰብ ቅሬታ ውይ ምሕረት ዘየግብር
ነገር ኣሎ ኢዩ ኢለ ከሓቶም መርሓኒ ፡ ስለስተ ካባታቶም ድማ “እወ ኣሎኒ ኢሎም መለሱለይ።
ኣነ ድማ “እሞ ኣነ ክጽልየልኩም ‘ዶ ትደልዩ፧
ብጾለተይ’ከ እንታይ ለውጢ ክትርእዩ ትጽበዩ፧ ኢለ መለስኩሎም። እንታይ ኢሎም ከም
ዝመለሱለይ ትፈልጡ’ዶ፧ እወ ደሓን ኬድና ጉዳይና ምስ መናግርትና ክንፈትሕ ቅድም
ይሓይሽ ኢሎም መሊሶምለይ። ዘገርም ኢዩ፡ እወ እቲ ዘገርም እዞም ሰባት ብዛዕባ እዚ ጌጋ
ዝምድናታቶም ኣየስተውዓሉን ነይሮም። ስለምንታይ እዞም ሰባት ነዚ ከየስተዉዕሉ ተሓቢሎም ፧
እወ ምኽንያቱ ነቲ ናይ ውሽጢ መንፈውነት በቲ ግዳማዊ ስጋዊ ተርእዮታት ስለ ዝለወጥዎ
ኢዩ።
ጅማውትን መለጋግቦን
እቲ ደጋዊ እተላገበ ሕብረት ስጋ ክርስቶስ ምስቲ ናይ ውሽጢ መንፍሳውነቱ መተኣሳስርቲ እንተ
ዘይኮይኖም፡ እንታይ ኢዮ’ሞ ነዚ ስጋ ክርስቶስ ከወሃህዶ፧ እንታይ እዩ’ኸ ባህሪን ምንጪን
መንፈሳዊ ስኒትናን ዉህደትናን፧ ነዘን ክልተ ሕቶታት ዝኸዉን መልሲ ካብ ክልተ ክፍሊ ካብ
መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶንን ናብ ሰብ ቆሎሴን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንረክብ። ጳውሎስ
ኣብ ኤፌ 4:16 ብዛዕባ ክርስቶስ ከም ርእሲ ስግኡ ከምዚ ዝስዕብ ይብል”ብዘሎ እቲ ስጋ ብደገፍ
እቲ መመላገቢኡ እናተታሓሐዘን እናተኣሳሰረን፡ ብመጠን እቲ ነንኽፍሉ እተመደበሉ ግብሪ
ብፍቕሪ ምእንቲ ኺህነጽሲ፡ ካብ ክርስቶስ እዩ ምዕባይ ዚረክብ””። ብዝተዛመደ ኣሰዃኹዓ
ጳውሎስ ኣብ ቆሎ 2:19 ከምዚ ዝስዕብ ይብል ”ኣብቲ ብዘሎ እቲ ስጋ ብጅማትን መፈላልዮን
ተዳጋጊፉን ብሓደ ተጋጢሙን ብምዕባይ ኣምላኽ ዚዓብየሉ ኣብቲ ርእሲ ኸይጸንዔ፡ ሓደ እኳ ነቲ
ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።
ጳውሎስ እቲ ስጋ ክርስቶስ ብክልተ ነገራት ኢዩ ሓቢሩ(ተገጣጢሙ) ዝርከብ ይብል። እዞም
ክልተ ምኽንያት ምግጥጣም ስጋ ክርስቶስ ድም ጅማውትን መለጋግቦን ይብሎም። ልክዕ ክምቲ
ኣብ ስጋዊ ኣካላት ሰብ ጅማዉትን መለጋግቦን ነቲ ኣካላት ሰብ ብሓባር ክቐዉም ዝገብርዎ፡
ከምኡ ድማ እዞም መንፈሳውያን ጅማዉትን መለጋግቦን ነቲ መንፈሳዊ ስጋ ክርስቶስ ሓቢሩ
ክቐዉም ይገብርዎ።እዞም መንፈሳውያን ጅማውቲን መለጋግቦን ስጋ ክርስቶስ እንታይ ኢዮም፧
ኣነ ብዝኣመምክዎ፡ እዞም ጅማዉቲ ኣብ መንጎ ኣቶም ኣባላት እቲ ኣካል ዘለዉ ትኽክል
ዝምድናታት ኢዮም፡ እቶም መለጋግቦ ድማ እቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣባል እቲ ኣካል ዝርከብ ዕውት
ክርስትያናዊ ባህርያትን ጠባያትን ( ኢዮም ።ኢድ ሰብ
ብስለስተ ኣዕጽምቲ ዝቆመት ኢያ። ምንም እኳ እዘን ኣዕጽምቲ ሓያልን ጥዕና ዘለወንን ይኹና ፡
ዉጺእታዊ ስራሕ ንኽዓይያ ናብ ኣብ ክርናዕ ኢድ( ዘሎ መለጋገቢ ይምርኮሳ እየን።
እዚ እዉን ኣብ ስጋ ክርስቶስ ክዉን እዩ። ማለት ዉልቃዊ ጽንዓትካ ጥራሕ ኣይኮነን
ውጽኢታዊ ዓያዪ ዝገብረካ፡ ዝምድናኻ ምስ ካልኦት ኣባላት እቲ ኣካል(ስጋ ክርስቶስ)
ትኽክል እንተ ዘይኮይኑ ዉጽኢታዊ ኣካል እቲ ስጋ ኣይትኸዉንን ኢኻ።
ኣብ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶንን ቆሎሴን ብዛዕባ ንስጋ ክርስቶስ ዘገጣጥሙ
ጅማውቲ ተዛሪቡ ኣሎ። ኣብ ኤፌ 4፡3 “ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም
ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ ፡ እቲ ኣብዚ “ማእሰር” ኢሉዎ ዘሎ ኣብቲ ናይ ግሪኽ ማለት ቦኽሪ
ቋንቋ መጽሓፍ ቅዱስ ምስቲ ኣብ ቆሎ 2:19 ዘሎ “ብጅማት ዝብል ቃል ሓደ ኢዩ፡ ኣብ
ቋንቋ ግሪኽ ንጅማትን ማእሰርን ሓደ ቃል ኢዩ ዘሎ ንሱ ድማ
“ሲንዶስሞስ (sýndesmos) ዝብል ቃል ኢዩ። ኣብ ቆሎሴ 3:14 “ኣብ ልዕሊ እዚ
ዅሉውን ፍቕሪ፡ ማእሰር ፍጻሜ እያ እሞ፡ ልበስዋ ይብል። ስለዚ ፍቅሪ እታ ነዚ ንኣካላት
ስጋ ክርስቶስ ብዉህደት እትጠምሮ ኣገዳሲት ጅማት እያ ። እታ ካልኣይቲ ኣገዳሲት
ጅማት ድማ ሰላም እያ። ስለዚ ንሕና ኣብ ስጋ ክርስቶስ ምስቶም ከማና ዝኾኑ ኣካላት ስጋ
ክርስቶስ በዘን ክልተ ጅማውቲ ማለት፡ ፍቅርን ስላምን፡ ኢና ብውህድት ሓቢርና
ተለጋጊብና ንጓዓዝ። እዘን ክልተ ባህርያት እንተ ድኣ ጎዲለን ዕዮ እቲ ስጋ ይደክም ፣
ንሕናውን ምስ ክርስትያናት ኣሕዋትና ኣብ ዘይቅኑዕ (ትኽክል ዘይኮነ)ዝምድና ንኣቱ::
ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ኣብ ሓንቲ ቤተክርስትያን እዚ ስብከት እዚ ሰቢኸ፡ መንፈስ ኣምላኽ
ድማ ነቲ ህዝቢ ኣንቀሳቐሶ። ካብታ ቤተክርስትያን ወጽየ ድማ ናብ ሓንቲ ካልእ
ቤተክርስትያን ብምኻድ ከም እንደገና ነዚ ስብከት ሰቢኽክዎ፡ ግናኸ መንፈስ እግዚኣብሄር
ኣየንቀሳቕሶምን። እዚ ንምታይ ከም ዝኾነ እተገንዘብክዎ’ዶ ክነግረኩም፧ እታ ቤተክርትያን
400 ኣባላት ዘለዉዋ ኮይና ኩሉ ሰንበት ድማ ኢዮም ዝሓብሩ ፡ ግናኸ እታ
ቤተክርስትያን ኣብ ክልተ ጉጅለ እተመቕለት ኢያ። ካብቲ ኣነ ዝሰብከሉ ዝነበርኩ ንየማነይ
ወገን ኮፍ ኢሎም ዝነበሩ ምስቶም ኣብ ጽጋም ወገን ኮፍ ኢሎም ዝነበሩ ንሓሙሽተ
ዓመታት ኣይተዛራረቡን (ስኒት ኣይነበሮምን)። ስለዚ ድማ ክም ጉጅለ ኮይኖም ኮፍ ይብሉ
ነይሮም።ኣብ ጎደና ክራኸቡ ከለዉ መታን ከይዘራረቡ መንገዲ ይቐያይሩ ነይሮም። እዞም
ኣሕዎት ሓንሳእ ንጓሳ ማሕበር ሓንሳእ ድማ ንሽማግለ ብምውቃስ ኢዮም ግዚኦም
ዘሕልፍዎ ነይሮም። ኣነ ውን ነዞም ኣሕዋት ምስባኸይ ፍረ ኣይራእኹሉን። ስለዚ ንኣሕዋት
ካብ ምውቃስን ምሕማይን ምስ ኣሕዋትና ዘለና ዝምድና ንኣርም።
ዝምድና ስድራቤት
መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ምስ መቕርብና(ኣዝማድና) ዘሎና ዝምድና ተነቃፍን ጎዳእን ኮይኑ
ንረኽቦ። ሓደ ካብዚ ልሙድ ዝኾነ ሽግር ድማ መንእሰያት ምስ ወለዶም ዘለዎም ሽግር
ዝምድና ኢዩ። ገለ መንእሰያት ስድራቤቶም ኣብ ምቅዎምን ምክርኻርን ይርአዩ። ኣብዚ
ወለዲ ብማዕረ እቶም መንእሰያት ደቆም ክዉቀሱ ይግባእ። ማለት እዚ ናይ መንእሰያት
ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይቶም እኹላት ወለዲ እዉን እዩ። ኣነ ከሉ ሳዕ ምስ መንእሳያት
ከዕልል ከለኹ ከምዚ ይብሎም ምስ ወለድኹም ጽልኢ፡ምምራር ወይ ቅሬታ እንተ
ኣለኩም ንስኻትኩም ኢኹም ትኸስሩ”።
“ኣቦኻን ኣዴኻንኣኽብር፡ ጽቡቕ ኪዀነልካ፡ ኣብ ምድሪውን ዕድሜኻ ኺነውሕ፡ እዚ
ተስፋ ዘለዎ ቐዳማይ ትእዛዝ እዩ ኤፌ 6:2-3 ስለዚ ንወለድኻ እንተዘይ ኣኽቢርካ ስናይ
ኣይክኾነልካን ኢዩ ፡ ከምኡ ብዘይ ምግባርካ ንመለኮታዊ ሕጊ ኢኻ ትሰብር ዘሎኻ። እቲ
ካልኣይ ስድራቤታዊ ሽግር ድማ ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ዘሎ ዝምድና ናይ ሓዳር
ሽግር እዩ። ክንደይ ኣንስቲ እየን ነስብኡተን ዘማርራ፧ ከምኡውን ክንደይ ኣሰብኡት እዮም
ኣንስቶም ዘማርሩ፧ እቲ ዘገርም እቲ ቁጽሩ ብዙሕ እዩ።እስኪ ናብቲ መበገሲ ጥቅስና
ንመለስ “ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዚልምንዎ ነገር ኵሉ እንተ ተሳማምዑ” ስለዚ
ብግሉሕ መንዮም እዞም ኣብ ምድሪ ኣዝዮም ክሳማምዑ ዘለዎም፧ እወ ሰብኣይን ሰበይትን
እዮም። ክንደይ ካባትቶም እዮም’ከ ዝሰማምዑ፧ እዛ ሕቶ ክምልሳ ይሽግረኒ! ክንደይ
ኣንስቲ እየን ምስ ሰብኡተን ብዘይምስምማዐን ኣብ ንጥፈታት ቤተክርስትያን ተጸሚደን
ዝውዕላ፧ እወ ናብ ቤተክርስትያን ዝጎያ ንጎይታ ከገልግላ ኢሉን ዘይኮነስ ካብቲ ኣብ ገዝአን
ዘሎ ሽግር ክሃድማ ኢየን ዝመጻ።
ሓደ እዋን እዝክር ንሓንቲ መንእስይ በዓልቲ ሓዳር ስለ ምንጋፋ ንጽሊ ኔርና። ምስ
ተናገፈት ድማ “ሓው ፕሪንስ ሕጂ ሚስዮናዊት ወይ ድማ መምህር ህጻናት ትምህርቲ
ስንበት ክከውን ኢየ ”ኢላትኒ። ኣነ ድማ ተቀቢለ ሓፍተይ ስምዕኒ እቲ ዝበለጸ
ኣገልግሎት ንሰብኣይኪ ብልጽቲ ብዓልቲ ቤት ፡ ንደቅኺ ድማ ብልጽቲ ኣደ ክትኮኒ ኢዩ ።
ኩሉ ካልእ ድሕሪ’ዚ ኢዩ ዝስራዕ፡ ስለዚ ዝምድናኺ ኣዐርዪ እለያ።
ከምኡዉን ክንደይ ኣሓት ሓው ፕሪንስ ኣነ ጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ተቀቢለ ኢየ ብዓል
ቤተይ ግና ኣይኣምነሉን ኢዩ ይብላኒ። ኣነ ድማ ወትሩ ከምዚ ኢለ ይምልስ ንበዓል
ቤትኪ ከኣምነሉ ዝኽእል ሂወት ኣርኢኽዮ‘ዶ፧ ቤትኪ‘ዶ ጥዑምን ምቹእን ቦታ ጌርክሉ፧
ኣብ ቤትኪ ናይ ፍቅሪ ሃዋህው ክህሉ ጌርኪ’ዶ ፧ ንሰብኣይኪ ካብቲ ቅድም ዝነበረኪ
ንላዕሊ ሓልዮትን ፡ ሜማን(ተገዳስነት) ተርእይዮ ኣሎኺ፧ ኣይፋል እንተ ኾይኑ መልስኺ፡
ብጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ክኣምን ኣይትዛረብዮ፡ እቲ ቀዳማይ ነገር ብዘይ ምግባርኪ
ኣይክኣኣምንን ኢዩ”።ከምኡዉን ክንደይ ኣሓት ሓው ፕሪንስ ኣነ ጥምቀት መንፈስ ቅዱስ
ተቀቢለ ኢየ ብዓል ቤተይ ግና ኣይኣምነሉን ኢዩ ይብላኒ። ኣነ ድማ ወትሩ ከምዚ ኢለ
ይምልስ ንበዓል ቤትኪ ከኣምነሉ ዝኽእል ሂወት ኣርኢኽዮ‘ዶ፧ ቤትኪ‘ዶ ጥዑምን
ምቹእን ቦታ ጌርክሉ፧ ኣብ ቤትኪ ናይ ፍቅሪ ሃዋህው ክህሉ ጌርኪ’ዶ ፧ ንሰብኣይኪ ካብቲ
ቅድም ዝነበረኪ ንላዕሊ ሓልዮትን ፡ ሜማን(ተገዳስነት) ተርእይዮ ኣሎኺ፧ ኣይፋል እንተ
ኾይኑ መልስኺ፡ ብጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ክኣምን ኣይትዛረብዮ፡ እቲ ቀዳማይ ነገር
ብዘይ ምግባርኪ ኣይክኣኣምንን ኢዩ”።እግዚኣብሄር ድማ፡ እቲ ኣነ ዝገብሮ ኻብ
ኣብርሃምዶ ኽሓብኦ እየ፧ ኣብርሃምሲ ዓብይን ብርቱዕን ህዝቢ ኪኸውን እዩ፡ ህዝብታት
ኲላ ምድሪ ድማ ብእኡ ኺባረኹ እዮም።
እግዚኣብሄር ከኣ እቲ ብዛዕባ ኣብርሃም እተዛረቦ ኼምጽኣሉ፡ ንሱ ድማ ብድሕሩኡውን
ንቤቱን ንደቁን መገዲ እግዚኣብሄር ኪሕልዉን፡ ጽድቅን ፍርድን ከኣ ኪገብሩን፡ ምእንቲ
ኺእዝዞም፡ ፈለጥክዎ፡ በለ። ዘፍ 18:17-19 እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ምስ ስድራቤቱ ብዘለዎ
ዝምድና ኣሚኑ፡ ብእኡ ኣቢሉ ድማ ኣብርሃም ንዘርኡ መንገዲ እግዚኣብሄር መታን ክሕልው
ክምህሮምን ክእዝዞምን ኢዩ ዝጸወዖ። እዚ ኣባና ሎሚ ትኽክል ምኽሪ እግዚኣብሄር ኢዩ።
ኣብ ስድራቤቶም ሓላፍነቶም ዝዘንግዑን ዝረስዑን ኣቦታት ንዓብይ ህዝብን ሃገርን ክኾኑ
ኣይክእሉን ኢዮም።
ቤተክርስትያን ብርሃን ዓለምን፡ ጨው ምድርን ኢያ ግና “ጨው መቐረቱ እንተ ኸደኸ፡
ብምንታይ ይምቅር፧ ብሰብ ኪርገጽ ንግዳም ምድርባዩ እንተ ዘይኰይኑ እምበር፡ ዚጠቅም
የብሉን።”ማቲ 5:13 ። እቲ መፍትሕ ናይዚ ሽግር ግና ትኽክል ዝምድና ምስ ኣምላኽን ኩሉ
ሰብን ምህላው ኢዩ። ስለዚ ኣይነማርርን ኣይንጉሀን፡ ነገርና ግና ምስ እግዚኣብሄር ንወድእ ፡
ዝምድናና ምስ ኣሕዋትናን ፡ ስድራቤትና ድማ ከም ቃል እግዚኣብሄር ነዐሪ።
ብፓስቶር ዴሪክ ፕሪንስ ትርጉም ብኣገልጋሊ ኣዳም ፍጹም (ከም ዝጥዕም ዝተተርጎመ)
ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ኣቢሉ
ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ኣመሪካ ዝርከብ ሓደ ዞባ ከቢድ ደርቂ ኮይኑ፣ ኣብዚ
ዞባ’ዚ ሓንቲ ን መነባብሮ ሙሉእ ብ ሙሉእ ኣብ ሕርሻ እትሙርከስ ንእስ ዝበለት
ከተማ ነበረት፣ብ ምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ደርቂ ኣብዛ ከተማ ዝነበረ ምህርቲ ክመውት
ጀመረ።ነበርቲ እታ ከተማ ድማ፣ ኩሉ ነባሪ ናይ እታ ከተማ ዝሳተፈሉ ናይ ጾምን ጸሎትን ግዜ
ኣወጁ፣እግዚኣቢሄር ዝናብ ከዝንብ ክጽልዩ ጀመሩ፣ ብዙሕ ሰብ ናብቲ ናይ ጸሎት ስፍራ
ይመጽእ ነበረ ኣብ ማእከል እቲ ዝመጽእ ዝነበረ ህዝቢ ግና ሓንቲ ጋል ሓሙሽተ ዓመት ጽላል
ሒዛ መጸት። ገለ ካብቶም ዝጽልዩ ዝነበሩ ሰባት ድማ ብ ኣድናቖት ጠመትዋ፣ “ስለምንታይ
ጽላል ሒዝኪ መጺእኪ፧ ክብሉ ድማ ሓተትዋ። “ዝናብ ምእንቲ ክዘንብ ክትጽልዩ
ዝመጻእኩም መሲሉኒ፡ ንቤተይ ክምለስ ከለኹ ጠልቅየ ምእንቲ ከይምለስ ክትብል
መለሰትሎም። ነዚ ምስ ሰምዑ ብልቦም ተረትዑ፣አቶም ህዝቢ ድማ ብጀካ እታ ህጻን ካብ
ኣምላኽ ናይ ጸሎቶም መልሲ ብዘይምጽባይ ክጽልዩ ከምዝመጹ ተረደኦም። ብብዙሕ ብኽያት
ድማ ንዘይምእማኖም ክንስሑ ጀመሩ፣ ድሕርዚ ዉሽጦም እምነት መሊኡ ብትጽቢት
ብእምነት ክጽልዩ ጀመሩ። ሰዓት ኣርባዕተ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኮነ ድማ ደበና ክእከብ ጀመረ፣
ኣብ ወጋሕታ ሰማይ ተኸፍተ ዝናብ ድማ ክዘንብ ጀመረ፡ ንሰለስተ መዓልቲ ድማ ኣከታቲሉ
ኣብታ ከተማ ዝናብ ዘነበ። እቶም ኣዝርእቲ ድማ ሂወት ረኸቡ ቅድሚኡ ኣብታ ከተማ
ዓጺዶሞ ዘይፈልጡ እኽሊ ድማ ዓጸዱ።
ካብዛ ታሪኽ ድሕሪ ሕጂ ዕውት ናይ ጸሎት ሂወት ክህልወና ገለ ተማሂርና ንኸውን።
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ማርቆስ 11፣24 ከምዚ ይብለና “ስለዚ እትጽልይዎን እትልምንዎን ዘበለ
ኸም ዝረኸብኩምዎ እመኑ እሞ ኪኸነልኩም እዩ፡ እብለኩም
አሎኹ። ኣብዚ ክፍሊ እዚ ቅድሚ እቲ ዝጸለኻዮ ነገር ምኻኑ ንስኻ ከምዝረኸብካዮ እመን
ዳሓር ክኸዉን እዩ ይብለና ኣሎ ስለዚ ቅድሚ እቲ ነገር ምኻኑ ንስኻ ክትኮኖ ዝግባኣካ ነገር
ኣሎ። ብኣገልጋሊ ፊልሞን ፍስሃ ናብ ገጽ 4 ይቕጽል............
ናይ ወርሒ መስከረም ጸሎት
ብግሊ ዝግበር ጸሎት
 ብኹሉ ፍቓድ ኣምላኽ ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንና ደው ክንብል ክንክእል። ቆሎ
4:12
 ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ኩሉ ፍረ እና ፈረና፡ ብፍልጠት ኣምላኽ እና ዓበና ብኹሉ ንእግዚ
ኣብሄር እነሐጉሶ፡ ንእኡ ዉን ብቑዓት ኴንና ክንመላለስ ንጸሊ። ቆሎ 1:10
ንማሕበር ዝግበር ጸሎት
 ብኹሉ ብርሃን ቃሉን ሓይሊ መንፈሱን ንማሕበርና ክበጽሓ ንጸሊ።
 ቃል ወንጌል ብሓይልን ብትብዓትን ኣብ ኣህዛብ ክዓዪ እሞ ምድሓን ነፍሳት ክኸወን
ንጸሊ።
 ስለ እቶም ንወንጌል ማእሰርትን ብዙሕ መከራን ዝረኽቡ ዘለዉ ኣቦታትን ኣዴታትን
ኣሕዋትን ኣሓትን ንጸሊ።
ንሃገር ዝግበር ጸሎት
 ስም ኣምላኽ ኣብ ህዝብናን ምድርናን ከቢሩ ክርአ፡ ንህዝብና’ውን ብምሕረቱ ብምድሓን
ክበጽሕ፡ ከምኡ ‘ውን ንምድርና ብኹሉ በረኸትን ፍረ ምድርና ‘ውን ክንረክብ ንጸሊ።
መዝ 85፡8-10
ካብዝን ካብትን
እናተጸበኻ ምጽላይ
(ምስክርነት)
ክርስትያናዊ
ዝምድናት
ኣሰር
ኤጳፍራስ
32
32

Contenu connexe

Tendances

Tendances (8)

Orthodox christianfamilylesson12
Orthodox christianfamilylesson12Orthodox christianfamilylesson12
Orthodox christianfamilylesson12
 
Gxawie hdar1 5
Gxawie hdar1 5Gxawie hdar1 5
Gxawie hdar1 5
 
Bibl study power point aragaw final
Bibl study power point aragaw finalBibl study power point aragaw final
Bibl study power point aragaw final
 
Orthodox tewahedo marriage 3 wb
Orthodox tewahedo marriage   3 wbOrthodox tewahedo marriage   3 wb
Orthodox tewahedo marriage 3 wb
 
Volume 1
Volume 1Volume 1
Volume 1
 
Benson commentary
Benson commentaryBenson commentary
Benson commentary
 
Bibl study power_point_aragaw_final[1]
Bibl study power_point_aragaw_final[1]Bibl study power_point_aragaw_final[1]
Bibl study power_point_aragaw_final[1]
 
Orthodox tewahedomarriage7wb
Orthodox tewahedomarriage7wbOrthodox tewahedomarriage7wb
Orthodox tewahedomarriage7wb
 

Similaire à ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም

Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdf
Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdfTigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdf
Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdfFilipino Tracts and Literature Society Inc.
 
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)YiftaleamZerizgi1
 

Similaire à ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም (20)

Tigrinya - Testament of Dan.pdf
Tigrinya - Testament of Dan.pdfTigrinya - Testament of Dan.pdf
Tigrinya - Testament of Dan.pdf
 
TIGRINYA - JUDE.pdf
TIGRINYA - JUDE.pdfTIGRINYA - JUDE.pdf
TIGRINYA - JUDE.pdf
 
Tigrinya - The First Gospel of the Infancy of Jesus Christ.pdf
Tigrinya - The First Gospel of the Infancy of Jesus Christ.pdfTigrinya - The First Gospel of the Infancy of Jesus Christ.pdf
Tigrinya - The First Gospel of the Infancy of Jesus Christ.pdf
 
Tigrinya - Joseph and Asenath by E.W. Brooks.pdf
Tigrinya - Joseph and Asenath by E.W. Brooks.pdfTigrinya - Joseph and Asenath by E.W. Brooks.pdf
Tigrinya - Joseph and Asenath by E.W. Brooks.pdf
 
Tigrinya - Testament of Joseph.pdf
Tigrinya - Testament of Joseph.pdfTigrinya - Testament of Joseph.pdf
Tigrinya - Testament of Joseph.pdf
 
Tigrinya - Testament of Asher.pdf
Tigrinya - Testament of Asher.pdfTigrinya - Testament of Asher.pdf
Tigrinya - Testament of Asher.pdf
 
Tigrinya - Tobit.pdf
Tigrinya - Tobit.pdfTigrinya - Tobit.pdf
Tigrinya - Tobit.pdf
 
Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdf
Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdfTigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdf
Tigrinya - The Epistles of Paul the Apostle to Seneca, with Seneca's to Paul.pdf
 
TIGRINYA - The Book of the Prophet Nahum.pdf
TIGRINYA - The Book of the Prophet Nahum.pdfTIGRINYA - The Book of the Prophet Nahum.pdf
TIGRINYA - The Book of the Prophet Nahum.pdf
 
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdfAmharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
 
Geez 1
Geez 1Geez 1
Geez 1
 
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)
ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)ውዳሴ ማርያም ( ሰኑይ-ሰንበት)
 
Tigrinya - The Book of Prophet Zephaniah.pdf
Tigrinya - The Book of Prophet Zephaniah.pdfTigrinya - The Book of Prophet Zephaniah.pdf
Tigrinya - The Book of Prophet Zephaniah.pdf
 
Tigrinya - Book of Baruch.pdf
Tigrinya - Book of Baruch.pdfTigrinya - Book of Baruch.pdf
Tigrinya - Book of Baruch.pdf
 
Tigrinya - Testament of Benjamin.pdf
Tigrinya - Testament of Benjamin.pdfTigrinya - Testament of Benjamin.pdf
Tigrinya - Testament of Benjamin.pdf
 
Amharic - Prayer of Manasseh.pdf
Amharic - Prayer of Manasseh.pdfAmharic - Prayer of Manasseh.pdf
Amharic - Prayer of Manasseh.pdf
 
Tigrinya - Judith.pdf
Tigrinya - Judith.pdfTigrinya - Judith.pdf
Tigrinya - Judith.pdf
 
Tigrinya - Dangers of Wine.pdf
Tigrinya - Dangers of Wine.pdfTigrinya - Dangers of Wine.pdf
Tigrinya - Dangers of Wine.pdf
 
Tigrinya - Obadiah.pdf
Tigrinya - Obadiah.pdfTigrinya - Obadiah.pdf
Tigrinya - Obadiah.pdf
 
Tigrinya - Poverty.pdf
Tigrinya - Poverty.pdfTigrinya - Poverty.pdf
Tigrinya - Poverty.pdf
 

ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም

  • 1. ሕታም ቁጽሪ 1/2013ሕታም ቁጽሪ 1/2013 ቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comሬማ እምነት ቤተክርስትያን ሬማ እምነት ቤተክርስትያንሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ትሕዝቶ 1. እታ ቀያሕ ገመድ መጽሓፍ ቅዱስ 2. ህይወት ብዓይኒ ኣምላኽ 3. ኣገዳስነት እሩም ዝምድናታት 4. ካብዝን ካብትን እተባህለ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መምህር ነቲ ኣብ እያ2፣21 ዘሎ ሓሳብ መብርሂ ክህብ ከሎ ከምዚ ክብል ገሊጽዎ አሎ፡ እታ ቀያሕ ገመድ ናይ ረሃብ ብሕብራ ነቲ ብመስዋእቲ ዝርከብ ምድሓን እያ እትዛረብ።”ብምባል ነቲ አብ እብ9፣19-22 ንዘሎ ሓሳብ መወከሲ ብምግባር ይገልጽ። ረሃብ ንምድሓና ትኾና ምልክት ብመስኮት ቀያሕ ገመድ ገበረት ። እዛ ምልክት ቀያሕ ገመድ ድማ ንብዘሎ አብ ቤታ ዝርከብ ማለት ንኣቡኣን ንኣዲኣን ንኣሕዋታን ንኣሓታን ንኹሎም ሰባን ካብቲ ነታ ከተማ ከጥፍእ ተሃንዲዱ ዝነበረ ሓያል ንምድሓን ምኽንያት ኮነታ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ንምድሓን እትኸውን ወይ እትገልጽ ቀያሕ ገመድ ክትረክብ ኢኻ። እዚ ድማ አብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ናይዚ መጽሓፍ ቅዱስ ስለቲ ንምድሓን ዝኸውን ወይ ዝክፈል ደም የሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን ዝተከፍለ ውዕለት መስቀል ይዛረብ ምኻኑ እዩ። ዝብሃል ነዚ ሓሳብ ከምዚ ዝስዕብ ብምባል ይገልጾ፦ “አብ ዝኾነ ክፋል ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቕደድ እሞ ክደሚ ከኣ እዩ።እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ከኣ አብ ነፍሲ ወከፍ ገጻት ደም የሱስ ተቐቢኡ ስለዘሎ እዩ። ብዝኾነ መንገዲ አብ ኩሉ ወገን ናይ እዚ ክቡር መጽሓፍ ንምድሓን ዝኸውን ወይ ዝኽፈል ወይ ውን እተኸፍለ ዋጋ ወይ ደም ከም ዘሎን ዝህሉን ብምግላጽ እዩ ዝሓልፎ። እዚ መልእክቲ ናይ ምድሓን ድማ ንኽልተ ነገር ይገልጽ፡ እዚ ድማ 1. ጻውዒት ምድሓን 2. ርጉጽነት ምድሓን 1. ጻውዒት ምድሓን ፦ እዚ ጻውዒት ወይ ምልክት ነቶም ቀያሕ ገመድ ምድሓን አብ ልቦም ዘየንጠልጠሉ፡ ገመድ ምድሓን አብ ልቦም ክህልዎም ዝጽውዕ ነጋሪት ምድሓን እዩ። እግዚአብሄር አምላኽ ሓደ መዓልቲ ንኹሉ ወድሰብ ዝፈርደሉ መዲቡ አሎ። አብዚ ናይ ፍርዲ መዓልቲ ከኣ ሰብ ዘበለ ከከም ግብሩ ክፈርደሉ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ አብ ራእ20፣12 -15 ከምዚ ይብለና ፦ ምዉታት ድማ፡ ዓበይትን ናእሽቱን፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ደው ኢሎም ርኤኹ፡ መጻሕፍቲውን ተገንጸሉ። ካልእ መጽሓፍ ከኣ ተገንጸለ፡ እዚውን እቲ መጽሓፍ ህይወት እዩ። እቶም ምዉታት ድማ፡ ከምቲ ኣብቲ መጻሕፍቲ ዝጸንሔ፡ ከከም ግብሮም ተፈርዱ።ባሕሪ ድማ ነቶም ኣብኣ ዘለዉ ምዉታት ወፈየት፡ ሞትን ሲኦልንውን ኣባታቶም ዘለዉ ምዉታት ወፈዩ። ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ግብሮም ተፈርዱ። ሞትን ሲኦልንውን ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበዩ። እዚ እቲ ኻልኣይ ሞት እዩ፡ ማለት ቀላይ ሓዊ። ዝኰነ ይኹን ኣብ መጽሓፍ ህይወት ተጽሒፉ ዘይተረኽበ፡ ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበየ።” እምበር ከምዚ አብ ላዕሊ ተጻሒፉ ዘሎ ቃል ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰብ ዝፍረደላ ግዜ እግዚኣብሄር ከም ዝመደበ ርኢና አሎና ። ካብዚ ፍርዲ እነምልቆሉ እንኮ ነገር ከኣ አብቲ መጽሓፍ ህይወት ስምና ተመዝጊቡ ክርከብ እንከሎ ጥራይ እዩ።አብዚ መጽሓፍ ህይወት ስምና እንጽሕፈሉ እንኮ መንገዲ ከኣ በቲ ቀይሕ ገመድ ምድሓን ዝኮነ የሱስ ክርስቶስ እዩ። ንሱ መንገድ እዩ፤ ህይወት ከኣ እዩ። ብእኡ በዚ መንገዲ ህይወት ዝኮነ የሱስ አቢልና ንህይወት ናዓድጋ፤ አብቲ መጽሓፍ ህይወት ከኣ ስምና ነስፍሮ። ሽዑ ካብቲ ናይ ዘልኣለም ቁጠዓ ፍርዲ ኣምላኽ ከተምልጥ ኢኻ። “ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ዮሃ3፣18 ርጉጽነት ህይወት፣ ኣቐዲምና ኣብ እያ2 ንዘሎ ኣብ መንጎ እቶም ሰለይትን ረሃብ እታ ኣመንዝራ ዝተገብረ ዝርርብ ተመልኪትና ኣሎና ። ኣብ ሞንጎ እዞም ክልተ ወገን ዝኣተወ ኪዳን ከምዘሎ ድማ ንምልከት። ንሱ ድማ ንሳ መታን ክትድሕን ቀያሕ ገመድ ከተንጠልጥል ንሳቶም ድማ ኣብዚ ቀይሕ ገመድ ዘለዎ ቤት ዘበለ ኩሉ ክሓልፍዎ ብማሕላ ኣጽንዕዎ። ንዘሎ ሓሳብ መወከሲ ብምግባር ይገልጽ። ረሃብ ንምድሓና ትኾና ምልክት ብመስኮት ቀያሕ ገመድ ገበረት ። እዛ ምልክት ቀያሕ ገመድ ድማ ንብዘሎ አብ ቤታ ዝርከብ ማለት ንኣቡኣን ንኣዲኣን ንኣሕዋታን ንኣሓታን ንኹሎም ሰባን ካብቲ ነታ ከተማ ከጥፍእ ተሃንዲዱ ዝነበረ ሓያል ንምድሓን ምኽንያት ኮነታ። ንሱ ጥራይ መዓስ ኮይኑ፣ ነቲ ኪዳን መታን ክጸንዕ ክሳብ ህይወቶም ክኸፍሉ ምኻኖም ቃል ብምእታው ዝያዳ ርጉጽነት ሃብዋ። ከምቲ ዝበልዋ ከኣ ካብ ሞት ደሓነት ። ንሕና’ውን እቶም ናይ ህይወት ነቲ ቀይሕ ገመድ ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ ዝተቐበልና ዘበልና፣ ኣምላኽ ነዚ ቀይሕ ገመድ ርእዩ በቲ መዓልቲ ፍርዲ ከም ዝሓልፈና ርጉጽ ምኻኑ ከርኢ ብማሕላ ኣጽኒዑልና ኣል። ኣብ እብ6፣17 ከምዚ ይብል፣ ስለዚ ከኣ ኣምልኽ፣ እቲ ምኽሩ ከምዘይልወጥ ነቶም ወረስቲ ተስፋ ብግህዶ ከርእዮም ስም ደለይ፣ ብማሕላ ኣረጋገጸሎም። እምበኣር ንሕና በዘን ክልተ ዘይልወጣ ነገራት፣ ማለት ተስፍ ኡን ማሕላኡን፣ ኣምላክ ከኣ ብእ አን ኪሕሱ ዘይከኣሎ፣ ነታ ኣብ ቅድሜና ዘላ ተስፋ ንምውራስ፣ ናብ ኡ ተማዕቁብና ዘሎና፣ ነቕ ዘይብል ምጽንናዕ ክንረክብ ኢና።”(ሓ/ት) ኣምላኽ ነቲ ዝ ኣተወልና ናይ ምድሓን ተስፋ ርጉጽ ምኻኑ ኣብ ኪዳኑውን ዘይጠልም ምኻኑ ከር ኢ፣ ካብ ስሙ ዝዓቢ ዚምሕለሉ ካልእ ስም ስለ ዘይረኸበ ብስሙ፣ እዚ ድማ ብሓቂ ብሓቂ እናበለ መሓለልና። በዚ ህይወትና ውሕስትን ርጉጽነትን ከምዘለዋ ተገንዚብና ኩሉ መዓልቲ ኣመስገንቲ፣ ልቦም ብሓጎስ ዝመል አን ጥንቁቓትን ንቑሓትን ኴንና ክንርከብ ወይ ክንህሉ እዩ ዝግባእ። እምበኣር ኣሕዋተይ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ከነንብቦ ኢልና ኣብ ዝኸፈትናሉ ግዜ ነዛ ናይ ምድሓን ቀያሕ ገመድ ክርስቶስ ክንምልከታ ኪንክእል ኣምላኽ ንየዒንቲ ልብና ይኽፈት። ብዝረኣናያ መጠን ድማ፣ እዛ ቀያሕገመድ መስቀል ኣብ ልብና ተንጥልጢላ ብምህላዋ ናይ ሞትን መቕጻዕትን ፍርሒ ኣወጊድና ውሕስነት ህይወትን ርጉጽነት ናይ ህይወትን ከም ዘሎና ተረዲኡና ን ኣምላኽ ክብሪ ዝህብ ህይወት ክህልወና ክሳዕ እታ መዓልቲ ጎይታ ብጥንቃቐ ክንነብር ነስተብህል። ብሓው ሮቤል ኣብርሃ (ቀዳማይ ክፋል) ንህይወት ሓደ ሓሳብ ብምሃብ ምግላጻ ዝከኣል ኣይኮነን። ማለት ኩሉ ከም ኣጠማምትኡ ወይ ኣረዳድእኡ እዩ ክገልጽ ዝኽእል እምበር እዚ ጥራሕ እዩ ህይወት ኢሉ ክገልጽ ዝኽእል የልቦን። ከም ብዝሒ ዓይነትናን ከም ዝተፈላለየ ደረጃናን ከም በበይኑ ዝኾነ ኣተዓባብያናን ከም ዝተፈላለየ ኣረዳድኣናን ከም ዝተፈላለየ መንገዲ ጉዕዞናን ኣብ ህይወት ኣገላልጻና ድማ ከምኡ ዝተፈላለየ እዩ።ንህይወት ኣብ ምትርጓማ ሙዚቀኛ ህይወተይ ሙዚቃ እዩ፣ ደራፋይ ደርፊ ህይወተይ ይብል፣ጠፈርተኛ ህይወት ማለት ኪንዮ እዚ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣብ ጠፈር ኣሎ ይብለካ፣ ገለ ድማ ህይወት ብዋህዮኣዊ ምትእኽኻብ ( ዝቖመት እያ ይብሉ። እቲ ዝገርመኒ ናይ ብልዒ ተወዳዳሪ ህይወት ነዓይ ብልዒ እዩ ከይብል እዩ። የግዳስ ከምኡ ምባሉ እውን ዘገርም ኣይኮነን፣ እቲ ምንታይሲ ከብዶም ዝኣምላኾም ኢሉ ነቶም ደድሕሪ ምምላእ ከብዶም ዝኸዱ ካብ ሰመዮም ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ኩሎም ከከም እቲ ዝመልእዎ ክገልጽዋ ይፍትኑ። እምበኣር ንስኻ፣ ንስኺ፣ ንሕና ንህይወት ከመይ ንትርጉማ᎒ ብኸመይ ዓይኒ’ኸ ንርድኣ᎒ ብዓይኒ ኣምላኽ’ዶኸ ምረኤናያ᎒ ክርስትያናት ክሳዕ ዝኾንናን ክርስትያን ክሳዕ እተሰመና ግዜን፣ መአከቢና ምኽንያት እቲ ቀንዲ ነገር ሕቶ ህይወት ምኻኑን ርዱእ ከም እንገብሮን ንስሕቶ ኣይመስለንን። ሕቶ ህይወት ተመሊሱልና ኢልና ድማ ኢና ንክርስቶስ ተቐቢልዮ። ኣብዚ ብየናይ መረዳእታ ኢና ዘለና ክምለስ ዘለዎ ሕቶ እዩ። እቲ ምንታይ ንብዙሓት ተወኪሰ ከምዘረጋገጽክዎ ምሉእ ወይ ዘዐግብ መልሲ ክረክብ ኣይከኣልኩን። ስለዚ ዳግመግምት ክንገብር ኣገዳሲ እዩ።ነዚ ንምትግባር ከኣ ወይ ቁኑዕ ዝኾነ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ንህይወት መንገዲ መሐበሪ ዝኾነ መጽሓፍ ቁዱስ ክንውከስ ከድልየና እዩ።። ክንዮ ካልእ መሐበሪ መንገዲ ንህይወት ምንጫን መሰረታን ኣተገባብርኣን ዝሕብር ካብ መጽሕፍ ቁዱስ ንላዕሊ ካልእ ከምዘየልቦ ርግጽ ክንገብሮ ኣገዳሲ እዩ። እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብፍላይ ከኣ ሓድሽ ኪዳን ንህይወት ብመነጸር(ዓይኒ) ዕዮ መስቀል እዩ ዝርእዮ። ስለዚ ንህይወት ብዓይኒ መስቀል ወይ’ውን ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ክንምልከታ ኢና። ብመሰረት መጽሓፍ ቁዱስ ነዚ ሓሳብ ብሓሙሽተ መንገዲ ክንገልጾ ንኽእል። ንሳቶም ድማ፣ ኣብ ካልኣይ ገጽ ይቕጽል .......ካብ ገጽ 3 ዝቐጸለ ተረጋጋእ ንምንታይ ትኸውን ላንጋ ላንጋ ናይ መንፈስ ሓዲግካ ትሓስብ ናይ ስጋ ዘበንካ ተጠቀመሉ ከሎ ብኣጋ ምስ ዝነፈሰ ምንፋስ ትሕሸካ ብእዋና ምሕዳጋ ኣይትኹን ሰብ ኣይ ክልተ ልቢ ዘለኻዮ መድረኽ ረኣዮ ግበረሉ ልቢ ናብ ትፍ ኡ ዝምለስ ኣይትኹን ከም ከልቢ መሰረትካ ኣጥ ዕዮ ስቐል ደርቢ ኣብ ልዕሊ ደርቢ ቅንኣት ንበይና ኣይትኾነካን ስጉምቲ ጸጋ ዘይብሉ ካብቲ ቅዱስ መማቕልቲ ናይ ተብተብ ናብራ ይኹነካ ንትምህርቲ ፈጺሙ ነየብጽሓካ ናብ ወላሓንቲ ብሓይሊ ኣይኮነን ብስጋ ሃታሃታ ናይ መንፈስ ናይ ስጋ ክትፈሊ ንነብስኻ ሕተታ ብፍልጠት ክትህነጽ ክድልድል መሰረታ ኣብ ህድኣት ክኸውን ሓይላ ክብረታ ህድእ ምባል የኽፍል’ዩ ዋጋ ቅብኣት ኣብ ሕልፍኚ’ዩ ኣይኮነን ኣብ ዕዳጋ ክትወጽእ ተኾሊዕካ ብናይ የሱስ ጸጋ ነቲኣ ኣይትግደፍ ነቲኣ’ውን ኣይትሕደጋ ብመንፈስ ተቓጸል ኣይተብኩር ነቲ ቃል ምምርማርካ ሽዑ ከምልእ’ዩ በረኸትካ ከተጉስዕ ባህ እናበለካ። ብንዋይ ዓንዶም ሕቶታት ንህጻናት 1. እታ ዝነውሐት መጽሓፍ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየነይቲ እያ፧ እታ ዝሓጸረት’ከ ኣየነይቲ እያ፧ 2. ነገዳት እስራኤል ክንደይ እዮም፧ 3. እቲ ፍቁር ወደ መዝሙር ተባሂሉ ዝጽዋዕ መን እዩ፧ 4. የሱስ አበይ ተወሊዱ፧ መልሲ ካብ ዝተባህለ  እቲ ዘገርም ክርስቶስ ንልብኻን ልበይን ልክዕ ከምቲ ናቱ ጥዑምን፡ተፈቃርን፡ምቁርን ንጹህን ቅዱስን ክገብሮ ምምካሩ እዩ። ጆን ጂሌክ  ኩሎም ምኽርታት እግዚኣብሄር ዕላመት መስቃል ኣብ ልዕሊኦም ኣሎ፡ ኩሎም መደባቱ ድማ ሞት ንገዛእ ርእስኻ ኣለዎም። ጆን ጂሌክ  “እግዚኣብሄር ኣብ መስቀል ንፍቕሩ ገለጸ፡ እዚ ድማ የሱስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ፡ ደመዩ ምስ ሞተ ኢዩ፡ ኣብኡ እግዚኣብሄር እዩ ንዓለም “የፍቅረኪ’የ ዝበላ”። ብሊ ግርሃም።  “ምድሓን ብመስቀልን በቲ እተሰቕለ ክርስቶስን ኢዩ ዝርከብ ። ማቲዉ ሙረይ  መስቀል ምጻር(ምልዓል) ኣደራዕ ኣይኮነን፡ ግናኸ ፍረ መከራ እቲ ንክርስቶስ የሱስ ዘለካ ፍሉይ ተኣማንነት ኢዩ። ዲየትሪክ ቦን መስከረም 9-2013 መስከረም 9-2013 ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 1ይ ቆሮንቶስ 1 : 18 ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 1ይ ቆሮንቶስ 1 : 18 መልእኽቲ መስቀል ክርስትያናዊ ህይወት 14 4 1 እታ ቀያሕ ገመድ መጽሓፍ ቅዱስ ህይወት ብዓይኒ ኣምላኽ ህይወት ብዓይኒ ቃል ኣምላኽ ዓምድታት መልእኽቲ መስቀል ክርስትያናዊ ህይወት ክርስትያናዊ ዝምድናታት ኣሰር ኤጳፍራስ ካብዝን ካብትን ዓምድታት መልእኽቲ መስቀል ክርስትያናዊ ህይወት ክርስትያናዊ ዝምድናታት ኣሰር ኤጳፍራስ ካብዝን ካብትን 1.መዝሙርዳዊትዝነወሐትመጽሓፍኢያ።ዝሓጸረትከኣ3ይ መልእኽቲዮሃንስ። 2.12እዮም። 3.ዮሃንስ። 4.ኣብቤትልሄምናይይሁዳ።
  • 2. 1.ሕብረት ምስ ኣምላኽ 2.ዘልኣለማውነት 3.ጉዕዞ 4.መዝገብ 5.ቤት ትምህርቲ 1. ሕብረት ምስ ኣምላኽ ህይወት ልዕሊ ካልእ መግለጺታት ብሕብረት ምስ ኣምላኽ ክትገልጻ እቲ ዝቐለለ መግለጺ እዩ።። ምኽንያቱ ንህይወት መብገሲኣ ኣምላኽ እዩ፣ ከም ምኻኑ መጠን ድማ ንህይወት ስለምንታይ ገይርዋ ዝነግረና ድማ ንሱ እዩ። ሓደ ካብቲ ዝዓበየን ቀንድን ምኽንያት ንሰብ ምግባሩ ንሕብረት ምኻኑ ካብ ቃል ኣምላኽ ኣጸቢቕና ኢና እንረዳእ። ኣብ ዘፍጥረት ኩሉ ፍጥረት ድሕሪ ምፍጣሩ ንሰብ ክገብሮ እንከሎ ብፍልይ ዝበለ ኣፈጣጥራ እዩ ፈጢርዎ። ምስሉን መልክዑን ዘለዎ ጌሩ ድማ ፈጠሮ(ዘፍ1፣26-28,2፣7)። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ሰብ ርክብ ከምዝነበሮ ከርኢ ድማ ኣብ ዘፍ3፣8-9 ንዘሎ ምዝርራብ ብምርኣይ ክንርዳእ ንኽእል ኢና። ነታ ብየሱስ ክርስቶስ ዝረኸብናያ ህይወት’ውን ንሕብረት ምስ ኣምላኽ እተመልክት ህይወት እያ። ብየሱስ ህይወት ረኺብና ክንብል እንከሎና፣- 1. ምስ ኣብ፣ ወልድን መንፈስ ቅድስን ብሓደ ንኽወን ምህላውና ዝገልጽ እዩ። ዮሃ14፣20,17፣20 -23 1ዮሃ2፣24, 3፣24, ሮሜ8፣8-11 ውሉድ ኣምላኽ ክንከውን ክኢልና። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከም ኣቦና ንሕና ከም ውሉድ ክንከውን እዚ መግለጺ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ንህይወት ዝሕብር ተግባር ሕብረት እዩ። ንሕና ከም ውሉድ እግዚኣብሄር ድማ ከም ኣቦ ብዝህሉ ሕብረት ዝርከብ ህይወት ተማቐልቱ ኮይና ኢና እሞ ከም እዙዛት ውሉድ ነቲ ህይወት ነስተማቕሮ።መታን ኣቦ ክንብሎ ውልዱ ክንከውን እሞ ኣዝዩ ቅርበቱ ወይ ሕብረቱ ከርኢ ህያው መንፈሱ ሂቡና። በዚ መንፈስ ጌርና ድማ ኣቦ ኢልና ክንጽውዖ ክኢልና ኣለና። ዮሃ1፣12, ሮሜ8፣14-17,1ዮሃ3፣1-3 2. ኣምላኽ ዘዕርፈሉ ቤቱ ኮይንና(ማሕደሩ)፣ ኣዝዩ ናባና ከም ዝቕርብ ከርኢ ድማ ነቲ ኣብ ጽላት እምኒ ተጽሒፉ ዝነበረ ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ትእዛዛቱን ኣብ ልብና ዘገቦ። ነቲ ሓንሳብ ኣብ ዓመት ዝእቶ ቅድስተ መቕደሱ ድማ ኩሉ ግዜ መንፈሱ ዝርከበሉ ቤቱ ክንከዉን መጋረጃ ቤት መቕደስ ቀዲዱ ብኸምኡ ክንኣቱን ክንወጽእን እሞ ሕብረት ስምረቱ ከርኢ ረሒብ ደጊ ከፈተልና። 1ቆረ3፣16,619-20, እብ4፣16 3. መርዓዊን መርዓቱን ኮይንና ኪንግዝኦን ንበይኑ ተሓዚእና ክንርከብ መንታን፣ ከም ንሓደ እተሓጸና ኮይንና ብንጽህና መታን ክንነብር በዚ ምሳልያዊ ኣገላጻ ነቲ ምስጢር ህይወት ብሕብረት መርዓውን መርዓትን ጌሩ ይገልጸልና። ብህላውነት እዚ ሕብረት፣ እሞ በቲ መርዓት ካብ መርዓዊኣ እትረኽቦ ህይወት አንዳ ኣስተማቐርና ክንነብር እዚ ናይ ብሓቂ ህይወት እዩ። ኤፌ5፣22-25, 1ቆሮ11፣1-2 4. ጉንዲ ወይንን ጨነፍርን፣- ከምቲ ጨንፈር ፍረ ክትህብ እንተደኣ ኮይና ካብቲ ጉንዲ ኩሉ ዘድልያ እትወስድ ብዘይ እቲ ጉንዲ ከኣ ሓንቲ ክትገብር ዘይትኽእል ከምኡ ኸኣ ክርስቶስ ጉንዲ ንሕና ከኣ ጨንፈር ኮይንና ፍረ መታን ክንህብ ኣብ ክርስቶስ ክንጸንዕ የድልየና። ንሕናን ጎይታን ዘሎና ሕብረትን ብኡኡ ዝርከብ ህይወትን ድማ ብጉንድን ጨንፈርን ተምሲሉ ንረኽቦ።ዮሃ15፣1-7 5. ጓሳን ኣባጊዑን፣- ኢዱ እትጓስየን ኣብጊዑ ኮይንና፣ ነቲ ብዕረፍቲ ዝተመልአ ልሙዕ ሸኻን ህጡር ደምበ መጓሰን እናኣስተማቐርና፣ ድምጹ ዝሰምዓ ሕያዎት ዕያውቱ ክንከዉን እዚ ምልክት ሕብረት ህይወት ምስቲ ብሩኽን ሕያዋይን በጃ ኣባጊዑ ንምሕላፍ ቅድሚት ዝስራዕን ጓሳ እዩ። 6. ክርስቶስ ርእሲ ንሕና ኣካላት ማሕብሩን፣- ኣካላት ብዘይ ርእሲ ዚጠቅም የብሉን፣ ኣብ ርእሲ እንተጸንዐ ግና ህይወት ኣለዎ። ከምኡ ድማ ክርስቶስ ርእስና ንሕና ክኣ ኣካሉ ኢና እሞ ኣብቲ ርእሲ እንተጸናዕና ህይወት ኣሎና። ኤፌ1፣22-23,5፣22-23,ቆሎ1፣18 እምበኣር የሕዋተይ ነቲ ከም፣ ንሱ ከም ኣቦ ናሕና ከም ውሉድ፣ ንሱ ከም ኣምላኽ ንሕና ከም መቕደሱ፣ ንሱ ከም መርዓዊ ንሕና ከም መርዓት፣ንሱ ጓሳ ንሕና ኣባጊዑ፣ ንሱ ከም ርእሲ ንሕና ኣካሉ ብዝህሉ ሕብረት ዝርከብ ህይወት እንዳኣስተማቐርና ሰናይ ዝኾነ ህይወት ክንነብር እዚ መደብ ኣምላኽ አዩ እሞ በዚ ምርዳእ ኩሉ እዋን ክንርከብ ይግባእ። ..... ይቕጽል ብሓው ሮቤል ኣብርሃ ኣገዳስነት እሩም ዝምድናታት ከምቲ ልሙድ ዉህደት ኣብ ህርመት ሙዚቃ ንኸተምጽእ ብርጉጽ ክልተ መባእታውያን ነገራት ክህሉኻ ይግባእ።እዞም ክልተ ነገራት ድማ መዝገብ ህርመትን ፡ኣዋሃሃዲ ሙዚቃን ኢዮም።ከምኡዉን ኣብቲ መንፈሳዊ ዓምዲ ዉህደት ክህልወካ እቲ መዝገብ ህርመት ፍቃድ ኣምላኽ ክኽውን ከሎ እቲ ኣዋሃሃዲ ሙዚቃ ድማ መንፈስ ቅዱስ ኢዩ። ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 18:19 “ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዚልምንዎ ነገር ኵሉ እንተ ተሳማምዑ ዝብል ሓሳብ ኣሎ። ኣብዚ ጥቅሲ “ተሳማምዑ ዝብል ቃል ኣብቲ ናይ ግሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ “ዉህደት”( ብዝብል ቃል ይርከብ። ስለዚ እዚ መጽሓፍ ቅዱስ ምስምማዕ ዝብሎ ቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comቁጽሪ ሳ. ፖስታ 8100 e-mail kalmeskel@yahoo.comሬማ እምነት ቤተክርስትያን ሬማ እምነት ቤተክርስትያንሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ሬማ ማእከል ሜድያን ሓበሬታን ገለ ንኡስ ኣእምሮኣዊ ምስምማዕ ዘይኮነስ መንፈሳዊ ዉህደት፡ ስኒትን ቅድወትን ኢዩ ዘመልክት ። እዚ ማለት ክልተ ወይ ሰለስተ ሰባት ብሓደ መንፈስ ክሓብሩ ከለው ኢዩ። ምግላጽ እዚ ሓሳብ ድማ ክልተ ውይ ልዕሊ ክልተ ሰባት ብሓደ መንፈስ ብምሕባር ብዉህደት ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝተገልጸ ፍቃድ ኣምላኽ ብምስማምዖም ኩሉ እቲ ዝደልይዎ ክረኽቡ ይኽኣሉ። እዚ እሙን ተስፋ እዩ: እቲ ቅድመኩነቱ ግን ክንቅበል ይግባእ። ሓደ ሓደ እዋን ገለ ኣሕዋት ንዓ ሓው ፕሪንስ ተሳማሚዕና ብዛዕባ እዝን እትን ንጸሊ ይብሉኒ። እዚ ካብ ዕምቁት ዘይብሉ መረዳእታ ዝነቐለ ሓሳብ ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ የሕፍረኒ’ዩ፡ ዉጽኢታዊ ኮይኑ ውን ኣይርኣየንን። ምስምማዕ “ተሳማሚዕና ምባል ኣይኮነን ግናኸ ምስምማዕ ብመንፈሰ ምዉህሃድን ንሓድሕድና ሓደ ምዃንን ኢዩ። ናብዚ መንፈሳዊ ዉህደትን ሓድነትን ምስ እንመጽእ ዓጋቲ የብልናን። ስለዚ ድማ ሰይጣን ናብዚ ዉህደት ከይንመጽእ ኩሉ ኣብ ዓቕሙ ዘሎ ኢዩ ዝገብር ፡ ንቡዝሓት ክርስትያናት ድማ ከይሓብሩ ገይሩ ኢዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ብሉይ ኪዳን ምስ፡ ህዝቡ፡ እስራኤኣል ሕልፍ ዝበለ ግድል ነይርዎ። እግዚኣብሄር ብፍሉይ ኣገባብ፡ ብዝኾነ ስእሊ ወይ ምስሊ ክገልጾ ዘይክእል ዓይነት መንገዲ ገይሩ ንህዝቢ እስራኤል ርእሱ ኣግሃደ። ግናኸ ህዝቢ እስራኤል ብተደጋጋሚ ንእግዚኣብሄር ይገልጽ ኢዩ ብዝብልዎ ምስሊን ስእልን ብምግባር ተጋገዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ እዉን ክርስትያናት ነዚ ዝመስል ጌጋታት ክገብሩ ከለዉ ንርኢ። እዚ ማለት ንስጋ ክርስቶስ የሱስ ብኸምቲ ኣባና ልሙድ ብዝኾነ ውድባዊ ትካል ክግለጽ ኣይክኣልን ኢዩ። ክርስትያናት ካብቲ ዘይርአ መንፈሳዊ ዝጭበጥ ግኡዛዊ ነገር ከውጽኡ ይርኣዩ። ገለ ድማ ውዱብ ትካላዊ ሕብረት ብምግባር ነቲ ስሩዕ ውሁድ መንፈሳዊ ሕብረት ስጋ ክርስቶስ ይቕይሩ፡ ብዚ ድማ ርኡይ ፍሽለት የጋጥሞም። ንኣብነት ሳልቬሽን ኣርሚ ዝብል ክርስትያናዊ ስም ዝሓዘ ናይ ተራድኦ ማሕበር ኣሎ። እዚ ማሕበር እዚ ወተሃደራዊ ክዳን ዝተኸድኑ ኣገልገልቲ ኣለውዎ። ኣብዚ ማሕበር ዘለዉ ኣገልገልቲ መአከቢኦም ዕላማ ድማ ስጋዊን ማሕበራዊን ደገፍ ንጽጉማት ምሃብ ድኣ እምበር ወላሓደ ናይ ወንጌል መንፈሳዊ ረድኤት ንምሃብ ዝተኣከቡ ኣይኮኑን፡ እረ ገለ ካባታቶም እዉን ዳግም ዘይተውልዱ ኢዮም። እዛ ማሕበር ዝጭበጥ ስጋዊ ኣጋልግሎት እተቕርብ ፡ ካብቲ መንፍስዊ ዓምዲ ግና ርሕቅቲ እያ። ከምኡውን ኣንገሊካን ቤተክርስትያን ብሪጣንያ ንርኣ ። ዴሳዊ ( ወይ ድማ ካቶሊካዊ ኴንካ ኣባል ኣንገሊካን ቤተክርስትያን ክትከዉን ትኽእል ኢኻ። ኣብዚ ከነስተውዕሎ ዘሎና ኣባላት እዘን ክልተ ማሕበራት ብፍጹም ዘይሰማማዕ ሓሳብን ኣመለኻኽታን መትከላትን ኣለዎም፡፡ እዚ ድማ ዉሽጣዊ ፍጹም ስኒትን ውህደትን ዘይብላ ክነሳ ደጋዊ እኩብ ግርማ ዝለዎ ማሕበር ይገብራ። ኣብ መደምደምታ፡ ዉጽኢት እዘን ማሕበራት ድማ ኣብ ሕድሕዶም ሕብረት ዘይብሎም ኣባላት የፍርያ። እቲ ዝዓበየ ጉድኣት ኢለ ዝቖጽሮ ድማ ነቲ ናይ ውሽጢ ነገር ብናይ ደገዊ ነገር ክንቅይሮ ከለና ኢዩ፡ በዚ ድማ ነት ናይ ውሽጢ ምንፈሳዊ ዝኾነ ነገር ንንዕቆ። ሎሚ ብዙሓት ክርስትያናት ኣብ ዘይቅኑዕ ሕብረት ውይ ዝምድና ምስ ሓድሕዶም ኣሎዎም፡ በዚ ዝኸውን ዘሎ እዉን ርዱኣት ኣይኮኑን። ሓደ እዋን ኣብ ኣገልግሎተይ ሓሙሽተ ሰባት ንፈውሲ ንቅድሚት ወጽዮም መንፈስ እግዚኣብሄር ድማ ንሓሙሽቴኦም በብውልቆም “ኣzብ ልብኻ ምስ ዝኾነ ሰብ ቅሬታ ውይ ምሕረት ዘየግብር ነገር ኣሎ ኢዩ ኢለ ከሓቶም መርሓኒ ፡ ስለስተ ካባታቶም ድማ “እወ ኣሎኒ ኢሎም መለሱለይ። ኣነ ድማ “እሞ ኣነ ክጽልየልኩም ‘ዶ ትደልዩ፧ ብጾለተይ’ከ እንታይ ለውጢ ክትርእዩ ትጽበዩ፧ ኢለ መለስኩሎም። እንታይ ኢሎም ከም ዝመለሱለይ ትፈልጡ’ዶ፧ እወ ደሓን ኬድና ጉዳይና ምስ መናግርትና ክንፈትሕ ቅድም ይሓይሽ ኢሎም መሊሶምለይ። ዘገርም ኢዩ፡ እወ እቲ ዘገርም እዞም ሰባት ብዛዕባ እዚ ጌጋ ዝምድናታቶም ኣየስተውዓሉን ነይሮም። ስለምንታይ እዞም ሰባት ነዚ ከየስተዉዕሉ ተሓቢሎም ፧ እወ ምኽንያቱ ነቲ ናይ ውሽጢ መንፈውነት በቲ ግዳማዊ ስጋዊ ተርእዮታት ስለ ዝለወጥዎ ኢዩ። ጅማውትን መለጋግቦን እቲ ደጋዊ እተላገበ ሕብረት ስጋ ክርስቶስ ምስቲ ናይ ውሽጢ መንፍሳውነቱ መተኣሳስርቲ እንተ ዘይኮይኖም፡ እንታይ ኢዮ’ሞ ነዚ ስጋ ክርስቶስ ከወሃህዶ፧ እንታይ እዩ’ኸ ባህሪን ምንጪን መንፈሳዊ ስኒትናን ዉህደትናን፧ ነዘን ክልተ ሕቶታት ዝኸዉን መልሲ ካብ ክልተ ክፍሊ ካብ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶንን ናብ ሰብ ቆሎሴን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንረክብ። ጳውሎስ ኣብ ኤፌ 4:16 ብዛዕባ ክርስቶስ ከም ርእሲ ስግኡ ከምዚ ዝስዕብ ይብል”ብዘሎ እቲ ስጋ ብደገፍ እቲ መመላገቢኡ እናተታሓሐዘን እናተኣሳሰረን፡ ብመጠን እቲ ነንኽፍሉ እተመደበሉ ግብሪ ብፍቕሪ ምእንቲ ኺህነጽሲ፡ ካብ ክርስቶስ እዩ ምዕባይ ዚረክብ””። ብዝተዛመደ ኣሰዃኹዓ ጳውሎስ ኣብ ቆሎ 2:19 ከምዚ ዝስዕብ ይብል ”ኣብቲ ብዘሎ እቲ ስጋ ብጅማትን መፈላልዮን ተዳጋጊፉን ብሓደ ተጋጢሙን ብምዕባይ ኣምላኽ ዚዓብየሉ ኣብቲ ርእሲ ኸይጸንዔ፡ ሓደ እኳ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም። ጳውሎስ እቲ ስጋ ክርስቶስ ብክልተ ነገራት ኢዩ ሓቢሩ(ተገጣጢሙ) ዝርከብ ይብል። እዞም ክልተ ምኽንያት ምግጥጣም ስጋ ክርስቶስ ድም ጅማውትን መለጋግቦን ይብሎም። ልክዕ ክምቲ ኣብ ስጋዊ ኣካላት ሰብ ጅማዉትን መለጋግቦን ነቲ ኣካላት ሰብ ብሓባር ክቐዉም ዝገብርዎ፡ ከምኡ ድማ እዞም መንፈሳውያን ጅማዉትን መለጋግቦን ነቲ መንፈሳዊ ስጋ ክርስቶስ ሓቢሩ ክቐዉም ይገብርዎ።እዞም መንፈሳውያን ጅማውቲን መለጋግቦን ስጋ ክርስቶስ እንታይ ኢዮም፧ ኣነ ብዝኣመምክዎ፡ እዞም ጅማዉቲ ኣብ መንጎ ኣቶም ኣባላት እቲ ኣካል ዘለዉ ትኽክል ዝምድናታት ኢዮም፡ እቶም መለጋግቦ ድማ እቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣባል እቲ ኣካል ዝርከብ ዕውት ክርስትያናዊ ባህርያትን ጠባያትን ( ኢዮም ።ኢድ ሰብ ብስለስተ ኣዕጽምቲ ዝቆመት ኢያ። ምንም እኳ እዘን ኣዕጽምቲ ሓያልን ጥዕና ዘለወንን ይኹና ፡ ዉጺእታዊ ስራሕ ንኽዓይያ ናብ ኣብ ክርናዕ ኢድ( ዘሎ መለጋገቢ ይምርኮሳ እየን። እዚ እዉን ኣብ ስጋ ክርስቶስ ክዉን እዩ። ማለት ዉልቃዊ ጽንዓትካ ጥራሕ ኣይኮነን ውጽኢታዊ ዓያዪ ዝገብረካ፡ ዝምድናኻ ምስ ካልኦት ኣባላት እቲ ኣካል(ስጋ ክርስቶስ) ትኽክል እንተ ዘይኮይኑ ዉጽኢታዊ ኣካል እቲ ስጋ ኣይትኸዉንን ኢኻ። ኣብ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶንን ቆሎሴን ብዛዕባ ንስጋ ክርስቶስ ዘገጣጥሙ ጅማውቲ ተዛሪቡ ኣሎ። ኣብ ኤፌ 4፡3 “ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ ፡ እቲ ኣብዚ “ማእሰር” ኢሉዎ ዘሎ ኣብቲ ናይ ግሪኽ ማለት ቦኽሪ ቋንቋ መጽሓፍ ቅዱስ ምስቲ ኣብ ቆሎ 2:19 ዘሎ “ብጅማት ዝብል ቃል ሓደ ኢዩ፡ ኣብ ቋንቋ ግሪኽ ንጅማትን ማእሰርን ሓደ ቃል ኢዩ ዘሎ ንሱ ድማ “ሲንዶስሞስ (sýndesmos) ዝብል ቃል ኢዩ። ኣብ ቆሎሴ 3:14 “ኣብ ልዕሊ እዚ ዅሉውን ፍቕሪ፡ ማእሰር ፍጻሜ እያ እሞ፡ ልበስዋ ይብል። ስለዚ ፍቅሪ እታ ነዚ ንኣካላት ስጋ ክርስቶስ ብዉህደት እትጠምሮ ኣገዳሲት ጅማት እያ ። እታ ካልኣይቲ ኣገዳሲት ጅማት ድማ ሰላም እያ። ስለዚ ንሕና ኣብ ስጋ ክርስቶስ ምስቶም ከማና ዝኾኑ ኣካላት ስጋ ክርስቶስ በዘን ክልተ ጅማውቲ ማለት፡ ፍቅርን ስላምን፡ ኢና ብውህድት ሓቢርና ተለጋጊብና ንጓዓዝ። እዘን ክልተ ባህርያት እንተ ድኣ ጎዲለን ዕዮ እቲ ስጋ ይደክም ፣ ንሕናውን ምስ ክርስትያናት ኣሕዋትና ኣብ ዘይቅኑዕ (ትኽክል ዘይኮነ)ዝምድና ንኣቱ:: ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ኣብ ሓንቲ ቤተክርስትያን እዚ ስብከት እዚ ሰቢኸ፡ መንፈስ ኣምላኽ ድማ ነቲ ህዝቢ ኣንቀሳቐሶ። ካብታ ቤተክርስትያን ወጽየ ድማ ናብ ሓንቲ ካልእ ቤተክርስትያን ብምኻድ ከም እንደገና ነዚ ስብከት ሰቢኽክዎ፡ ግናኸ መንፈስ እግዚኣብሄር ኣየንቀሳቕሶምን። እዚ ንምታይ ከም ዝኾነ እተገንዘብክዎ’ዶ ክነግረኩም፧ እታ ቤተክርትያን 400 ኣባላት ዘለዉዋ ኮይና ኩሉ ሰንበት ድማ ኢዮም ዝሓብሩ ፡ ግናኸ እታ ቤተክርስትያን ኣብ ክልተ ጉጅለ እተመቕለት ኢያ። ካብቲ ኣነ ዝሰብከሉ ዝነበርኩ ንየማነይ ወገን ኮፍ ኢሎም ዝነበሩ ምስቶም ኣብ ጽጋም ወገን ኮፍ ኢሎም ዝነበሩ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣይተዛራረቡን (ስኒት ኣይነበሮምን)። ስለዚ ድማ ክም ጉጅለ ኮይኖም ኮፍ ይብሉ ነይሮም።ኣብ ጎደና ክራኸቡ ከለዉ መታን ከይዘራረቡ መንገዲ ይቐያይሩ ነይሮም። እዞም ኣሕዎት ሓንሳእ ንጓሳ ማሕበር ሓንሳእ ድማ ንሽማግለ ብምውቃስ ኢዮም ግዚኦም ዘሕልፍዎ ነይሮም። ኣነ ውን ነዞም ኣሕዋት ምስባኸይ ፍረ ኣይራእኹሉን። ስለዚ ንኣሕዋት ካብ ምውቃስን ምሕማይን ምስ ኣሕዋትና ዘለና ዝምድና ንኣርም። ዝምድና ስድራቤት መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ምስ መቕርብና(ኣዝማድና) ዘሎና ዝምድና ተነቃፍን ጎዳእን ኮይኑ ንረኽቦ። ሓደ ካብዚ ልሙድ ዝኾነ ሽግር ድማ መንእሰያት ምስ ወለዶም ዘለዎም ሽግር ዝምድና ኢዩ። ገለ መንእሰያት ስድራቤቶም ኣብ ምቅዎምን ምክርኻርን ይርአዩ። ኣብዚ ወለዲ ብማዕረ እቶም መንእሰያት ደቆም ክዉቀሱ ይግባእ። ማለት እዚ ናይ መንእሰያት ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይቶም እኹላት ወለዲ እዉን እዩ። ኣነ ከሉ ሳዕ ምስ መንእሳያት ከዕልል ከለኹ ከምዚ ይብሎም ምስ ወለድኹም ጽልኢ፡ምምራር ወይ ቅሬታ እንተ ኣለኩም ንስኻትኩም ኢኹም ትኸስሩ”። “ኣቦኻን ኣዴኻንኣኽብር፡ ጽቡቕ ኪዀነልካ፡ ኣብ ምድሪውን ዕድሜኻ ኺነውሕ፡ እዚ ተስፋ ዘለዎ ቐዳማይ ትእዛዝ እዩ ኤፌ 6:2-3 ስለዚ ንወለድኻ እንተዘይ ኣኽቢርካ ስናይ ኣይክኾነልካን ኢዩ ፡ ከምኡ ብዘይ ምግባርካ ንመለኮታዊ ሕጊ ኢኻ ትሰብር ዘሎኻ። እቲ ካልኣይ ስድራቤታዊ ሽግር ድማ ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ዘሎ ዝምድና ናይ ሓዳር ሽግር እዩ። ክንደይ ኣንስቲ እየን ነስብኡተን ዘማርራ፧ ከምኡውን ክንደይ ኣሰብኡት እዮም ኣንስቶም ዘማርሩ፧ እቲ ዘገርም እቲ ቁጽሩ ብዙሕ እዩ።እስኪ ናብቲ መበገሲ ጥቅስና ንመለስ “ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዚልምንዎ ነገር ኵሉ እንተ ተሳማምዑ” ስለዚ ብግሉሕ መንዮም እዞም ኣብ ምድሪ ኣዝዮም ክሳማምዑ ዘለዎም፧ እወ ሰብኣይን ሰበይትን እዮም። ክንደይ ካባትቶም እዮም’ከ ዝሰማምዑ፧ እዛ ሕቶ ክምልሳ ይሽግረኒ! ክንደይ ኣንስቲ እየን ምስ ሰብኡተን ብዘይምስምማዐን ኣብ ንጥፈታት ቤተክርስትያን ተጸሚደን ዝውዕላ፧ እወ ናብ ቤተክርስትያን ዝጎያ ንጎይታ ከገልግላ ኢሉን ዘይኮነስ ካብቲ ኣብ ገዝአን ዘሎ ሽግር ክሃድማ ኢየን ዝመጻ። ሓደ እዋን እዝክር ንሓንቲ መንእስይ በዓልቲ ሓዳር ስለ ምንጋፋ ንጽሊ ኔርና። ምስ ተናገፈት ድማ “ሓው ፕሪንስ ሕጂ ሚስዮናዊት ወይ ድማ መምህር ህጻናት ትምህርቲ ስንበት ክከውን ኢየ ”ኢላትኒ። ኣነ ድማ ተቀቢለ ሓፍተይ ስምዕኒ እቲ ዝበለጸ ኣገልግሎት ንሰብኣይኪ ብልጽቲ ብዓልቲ ቤት ፡ ንደቅኺ ድማ ብልጽቲ ኣደ ክትኮኒ ኢዩ ። ኩሉ ካልእ ድሕሪ’ዚ ኢዩ ዝስራዕ፡ ስለዚ ዝምድናኺ ኣዐርዪ እለያ። ከምኡዉን ክንደይ ኣሓት ሓው ፕሪንስ ኣነ ጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ተቀቢለ ኢየ ብዓል ቤተይ ግና ኣይኣምነሉን ኢዩ ይብላኒ። ኣነ ድማ ወትሩ ከምዚ ኢለ ይምልስ ንበዓል ቤትኪ ከኣምነሉ ዝኽእል ሂወት ኣርኢኽዮ‘ዶ፧ ቤትኪ‘ዶ ጥዑምን ምቹእን ቦታ ጌርክሉ፧ ኣብ ቤትኪ ናይ ፍቅሪ ሃዋህው ክህሉ ጌርኪ’ዶ ፧ ንሰብኣይኪ ካብቲ ቅድም ዝነበረኪ ንላዕሊ ሓልዮትን ፡ ሜማን(ተገዳስነት) ተርእይዮ ኣሎኺ፧ ኣይፋል እንተ ኾይኑ መልስኺ፡ ብጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ክኣምን ኣይትዛረብዮ፡ እቲ ቀዳማይ ነገር ብዘይ ምግባርኪ ኣይክኣኣምንን ኢዩ”።ከምኡዉን ክንደይ ኣሓት ሓው ፕሪንስ ኣነ ጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ተቀቢለ ኢየ ብዓል ቤተይ ግና ኣይኣምነሉን ኢዩ ይብላኒ። ኣነ ድማ ወትሩ ከምዚ ኢለ ይምልስ ንበዓል ቤትኪ ከኣምነሉ ዝኽእል ሂወት ኣርኢኽዮ‘ዶ፧ ቤትኪ‘ዶ ጥዑምን ምቹእን ቦታ ጌርክሉ፧ ኣብ ቤትኪ ናይ ፍቅሪ ሃዋህው ክህሉ ጌርኪ’ዶ ፧ ንሰብኣይኪ ካብቲ ቅድም ዝነበረኪ ንላዕሊ ሓልዮትን ፡ ሜማን(ተገዳስነት) ተርእይዮ ኣሎኺ፧ ኣይፋል እንተ ኾይኑ መልስኺ፡ ብጥምቀት መንፈስ ቅዱስ ክኣምን ኣይትዛረብዮ፡ እቲ ቀዳማይ ነገር ብዘይ ምግባርኪ ኣይክኣኣምንን ኢዩ”።እግዚኣብሄር ድማ፡ እቲ ኣነ ዝገብሮ ኻብ ኣብርሃምዶ ኽሓብኦ እየ፧ ኣብርሃምሲ ዓብይን ብርቱዕን ህዝቢ ኪኸውን እዩ፡ ህዝብታት ኲላ ምድሪ ድማ ብእኡ ኺባረኹ እዮም። እግዚኣብሄር ከኣ እቲ ብዛዕባ ኣብርሃም እተዛረቦ ኼምጽኣሉ፡ ንሱ ድማ ብድሕሩኡውን ንቤቱን ንደቁን መገዲ እግዚኣብሄር ኪሕልዉን፡ ጽድቅን ፍርድን ከኣ ኪገብሩን፡ ምእንቲ ኺእዝዞም፡ ፈለጥክዎ፡ በለ። ዘፍ 18:17-19 እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ምስ ስድራቤቱ ብዘለዎ ዝምድና ኣሚኑ፡ ብእኡ ኣቢሉ ድማ ኣብርሃም ንዘርኡ መንገዲ እግዚኣብሄር መታን ክሕልው ክምህሮምን ክእዝዞምን ኢዩ ዝጸወዖ። እዚ ኣባና ሎሚ ትኽክል ምኽሪ እግዚኣብሄር ኢዩ። ኣብ ስድራቤቶም ሓላፍነቶም ዝዘንግዑን ዝረስዑን ኣቦታት ንዓብይ ህዝብን ሃገርን ክኾኑ ኣይክእሉን ኢዮም። ቤተክርስትያን ብርሃን ዓለምን፡ ጨው ምድርን ኢያ ግና “ጨው መቐረቱ እንተ ኸደኸ፡ ብምንታይ ይምቅር፧ ብሰብ ኪርገጽ ንግዳም ምድርባዩ እንተ ዘይኰይኑ እምበር፡ ዚጠቅም የብሉን።”ማቲ 5:13 ። እቲ መፍትሕ ናይዚ ሽግር ግና ትኽክል ዝምድና ምስ ኣምላኽን ኩሉ ሰብን ምህላው ኢዩ። ስለዚ ኣይነማርርን ኣይንጉሀን፡ ነገርና ግና ምስ እግዚኣብሄር ንወድእ ፡ ዝምድናና ምስ ኣሕዋትናን ፡ ስድራቤትና ድማ ከም ቃል እግዚኣብሄር ነዐሪ። ብፓስቶር ዴሪክ ፕሪንስ ትርጉም ብኣገልጋሊ ኣዳም ፍጹም (ከም ዝጥዕም ዝተተርጎመ) ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ኣቢሉ ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ኣመሪካ ዝርከብ ሓደ ዞባ ከቢድ ደርቂ ኮይኑ፣ ኣብዚ ዞባ’ዚ ሓንቲ ን መነባብሮ ሙሉእ ብ ሙሉእ ኣብ ሕርሻ እትሙርከስ ንእስ ዝበለት ከተማ ነበረት፣ብ ምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ደርቂ ኣብዛ ከተማ ዝነበረ ምህርቲ ክመውት ጀመረ።ነበርቲ እታ ከተማ ድማ፣ ኩሉ ነባሪ ናይ እታ ከተማ ዝሳተፈሉ ናይ ጾምን ጸሎትን ግዜ ኣወጁ፣እግዚኣቢሄር ዝናብ ከዝንብ ክጽልዩ ጀመሩ፣ ብዙሕ ሰብ ናብቲ ናይ ጸሎት ስፍራ ይመጽእ ነበረ ኣብ ማእከል እቲ ዝመጽእ ዝነበረ ህዝቢ ግና ሓንቲ ጋል ሓሙሽተ ዓመት ጽላል ሒዛ መጸት። ገለ ካብቶም ዝጽልዩ ዝነበሩ ሰባት ድማ ብ ኣድናቖት ጠመትዋ፣ “ስለምንታይ ጽላል ሒዝኪ መጺእኪ፧ ክብሉ ድማ ሓተትዋ። “ዝናብ ምእንቲ ክዘንብ ክትጽልዩ ዝመጻእኩም መሲሉኒ፡ ንቤተይ ክምለስ ከለኹ ጠልቅየ ምእንቲ ከይምለስ ክትብል መለሰትሎም። ነዚ ምስ ሰምዑ ብልቦም ተረትዑ፣አቶም ህዝቢ ድማ ብጀካ እታ ህጻን ካብ ኣምላኽ ናይ ጸሎቶም መልሲ ብዘይምጽባይ ክጽልዩ ከምዝመጹ ተረደኦም። ብብዙሕ ብኽያት ድማ ንዘይምእማኖም ክንስሑ ጀመሩ፣ ድሕርዚ ዉሽጦም እምነት መሊኡ ብትጽቢት ብእምነት ክጽልዩ ጀመሩ። ሰዓት ኣርባዕተ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኮነ ድማ ደበና ክእከብ ጀመረ፣ ኣብ ወጋሕታ ሰማይ ተኸፍተ ዝናብ ድማ ክዘንብ ጀመረ፡ ንሰለስተ መዓልቲ ድማ ኣከታቲሉ ኣብታ ከተማ ዝናብ ዘነበ። እቶም ኣዝርእቲ ድማ ሂወት ረኸቡ ቅድሚኡ ኣብታ ከተማ ዓጺዶሞ ዘይፈልጡ እኽሊ ድማ ዓጸዱ። ካብዛ ታሪኽ ድሕሪ ሕጂ ዕውት ናይ ጸሎት ሂወት ክህልወና ገለ ተማሂርና ንኸውን። መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ማርቆስ 11፣24 ከምዚ ይብለና “ስለዚ እትጽልይዎን እትልምንዎን ዘበለ ኸም ዝረኸብኩምዎ እመኑ እሞ ኪኸነልኩም እዩ፡ እብለኩም አሎኹ። ኣብዚ ክፍሊ እዚ ቅድሚ እቲ ዝጸለኻዮ ነገር ምኻኑ ንስኻ ከምዝረኸብካዮ እመን ዳሓር ክኸዉን እዩ ይብለና ኣሎ ስለዚ ቅድሚ እቲ ነገር ምኻኑ ንስኻ ክትኮኖ ዝግባኣካ ነገር ኣሎ። ብኣገልጋሊ ፊልሞን ፍስሃ ናብ ገጽ 4 ይቕጽል............ ናይ ወርሒ መስከረም ጸሎት ብግሊ ዝግበር ጸሎት  ብኹሉ ፍቓድ ኣምላኽ ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንና ደው ክንብል ክንክእል። ቆሎ 4:12  ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ኩሉ ፍረ እና ፈረና፡ ብፍልጠት ኣምላኽ እና ዓበና ብኹሉ ንእግዚ ኣብሄር እነሐጉሶ፡ ንእኡ ዉን ብቑዓት ኴንና ክንመላለስ ንጸሊ። ቆሎ 1:10 ንማሕበር ዝግበር ጸሎት  ብኹሉ ብርሃን ቃሉን ሓይሊ መንፈሱን ንማሕበርና ክበጽሓ ንጸሊ።  ቃል ወንጌል ብሓይልን ብትብዓትን ኣብ ኣህዛብ ክዓዪ እሞ ምድሓን ነፍሳት ክኸወን ንጸሊ።  ስለ እቶም ንወንጌል ማእሰርትን ብዙሕ መከራን ዝረኽቡ ዘለዉ ኣቦታትን ኣዴታትን ኣሕዋትን ኣሓትን ንጸሊ። ንሃገር ዝግበር ጸሎት  ስም ኣምላኽ ኣብ ህዝብናን ምድርናን ከቢሩ ክርአ፡ ንህዝብና’ውን ብምሕረቱ ብምድሓን ክበጽሕ፡ ከምኡ ‘ውን ንምድርና ብኹሉ በረኸትን ፍረ ምድርና ‘ውን ክንረክብ ንጸሊ። መዝ 85፡8-10 ካብዝን ካብትን እናተጸበኻ ምጽላይ (ምስክርነት) ክርስትያናዊ ዝምድናት ኣሰር ኤጳፍራስ 32 32