ጥቅምት 18 - 25 tqmti 18 -25
- 1. መዝ 74:17
ንብርሃንን ጸሓይን ገበርካየን።
ንብዘሎ ወሰናት ምድሪ ንስኻ ኣጽናዕካዮ፣
ንሓጋይን ክረምትን ፈጠርካዮም።
ምስባክ መዝ 73:17
አንተ ፈጠርከ ፀሐየ ወወርኃ
ወአንተ ገበርከ አድባረ ወምድረ ኩሎ
ክረምተ ወሐጋየ ዘአንተ ፈጠርከ
ምንባባት
ሮሜ 7፡1-14
ሮሜ 7፡13 “ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ከምቲ ኣብቶም ካልኦት ኣህዛብ፡ ኣባኻትኩምውን ፍረ ምእንቲ ኽረክብሲ፡ ናባኻትኩም ንምምጻእ፡
ምኽረይ ከም ዝቘረጽኩ፡ክሳዕ ሕጂ ግና ከም እተኸልከልኩ፡ክትፈልጡ እፈቱ ኣሎኹ።”
1 ጴጥ 1፡21-ፍ
1 ጴጥ 21፡24 “ኵሉ ስጋ ኸም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኽብሩውን ከም ዕምበባ ሳዕሪ እዩ። እቲ ሳዕሪ ይነቅጽ፡ እቲ
ዕምባባውን ይረግፍ፡”
ግብ 22:1-6
*ግብ 22: 7 “ ኣብ ምድሪ ኸኣ ወደቕኩ፡ ሳውል፡ ሳውል፡ ንምንታይ እትሰጐኒ፧ ዚብለኒ ድምጺውን
ሰማዕኩ።”
ማቴ 6፡25-ፍ
ሉቃ 6:30 “ ኣምላኽ ነቲ ሎሚ ዘሎ፡ ጽባሕ ግና ናብ እቶን ዚድርበ ሳዕሪ መሮር ከምዚ ገይሩ ዚኸድኖ ኻብ ኰነ ደኣ፡ ኣቱም
ጕዱላት እምነት፡ ንኣኻትኩምዶ ግዳ ኣብሊጹ ኣይከድነኩምን፧”
ቅዳሴ፡ ዘእግዝእትነ
ካብ መጽሓፈ ግጻዌ - ዘመነ ጽጌ – ጥቅምቲ ፲፰-፳፫
ጥቅምቲ ፲፰-፳ (በጊዜሁ ኃለፈ ክረምት)መዝሙር
በጊዜሁ ኃለፈ ክረምት